Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ብሰላም ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ፊንላንድ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ብሰላም ንምፍታሕ ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ከምትድግፍ ፊንላንድ ኣፍሊጣ።
ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዓለም ለኸ ርክብን ሰላምን ዶክተር ዲማ ነገዎ፥ ምስ ተወካሊት ፍልይቲ ልኡኽ ፓርላማ…
1 ሺሕን 166 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 166 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 14 ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…
ኣብ ወፍሪ ህልውና ቁሱላት ዝተኸናኸኑ ሰብ ሞያ ጥዕና ክብሪ ይግበኦም – ሌ/ል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ወፍሪ ህልውና ቁሱላት ዝሓከሙን ዝተኸናኸኑን ሰብ ሞያ ጥዕና ሓይሊ ኣየር ምስጋናን ክብሪን ይግበኦም ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም።
መምርሒ ጥዕና ሆስፒታል ደረጃ 3 ሓይሊ ኣየር ኣብ ወፍሪ…
ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ከም ሃገር ዘጋጠመ ፀገም ንኽንሰገር ዕዙዝ ግደ ኣብ ምብርካት ከምዝርከቡ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ፤ ኢትዮጵያ ዘጋጠምዋ ፀገማት ንክትሰግሮ ዕዙዝ ግደ ኣብ ምብርካት ከምዝርከቡ ኣማኻሪ ጉዳያት ደሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ተዛሪቦም፡፡
ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ኣብ መበል 22ን ጉባኤ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተጠባባቒ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ርክብን ሶማሊያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር እና የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር አቶ ደመቀ መኮንን ምስ ተጠባባቒ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ርክብን ሶማሊያ ባላል ሞሀመድ ኦስማን ኣብ ክልተኣዊን ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ኣመልኪቶም ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም…
ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ካብ መምርሒ ወፃእ ወሰኽ ክፍሊት ምግባር ኣይከኣልን – በዓል መዚ ስልጠና ትምህርቲን ቁፅፅር ፅሬትን ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ዘበነ ትምህርቲ 2015 ካብ መምርሒ ወፃእ ወሰኽ ክፍሊትን ምግባርን ካልኦት ክፍሊት ኣገልግሎት ከይሓቱ በዓል መዚ ስልጠና ትምህርቲን ቁፅፅር ፅሬትን ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ።
ምክት መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ፍቅርተ ኣበራከምዝገለፀኦ፥…
ኢትዮጵያን ናሚቢያን ሰነድ ስምምዕነት ዲኘሎማሲያዊን ፖለቲካዊን ምይይጥ ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ናሚቢያን እናተኻየድ ኣብ ዝርከብ ስሩዕ ኣኸባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሰነድ ስምምዕነት ዲኘሎማሲያዊን ፖለቲካዊን ምይይጥ ተፈራሪመን
እቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትልን ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ትርጉም ሕገ-መንግስቲ ኣመልኪቱ ዝቐረቡ ውሳነ ሓሳባት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ብመፃረዪ ጉባኤ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲ ትርጉም ዝቐረበ ሕቶ ትርጉም ሕገ-መንግስቲ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተዛቲዩ ኣፅዲቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ በቲ መፃረዪ ጉባኤ ትርጉም የድልዮም ብዝብል በቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ተፀኒዖም ካብ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 405 ሺ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ – ከንቲባ አዳነች አቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብቲ በጀት ዓመት ን405 ሺሕን 536 ዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች አቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣመልኪተን ኣብ ዝገበረኦ መደረ፥ ኣብቲ በጀት ዓመት ን350 ሺሕ ዜጋታት…
ኢትዮጵያ ሽቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ብኣብነት ክውሰድ ዝኽል ከምዝኾነ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሽቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ብኣብነት ክውሰድ ዝኽእል ከምዝኾል ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን።
ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ ዳህሳስ ኣብ ፍቓድ ዝተመርኮሰ ሽቶ ዘላቒ ልምዓት፥ ኢትዮጵያ ናይ…