Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኪን ጋንግ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም።
ድሕሪ እቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም÷ “ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህዝባዊ ሪፐብሊክ ቻይና ኪን ጋንግ እንኳዕ ናብ ኢትዮጵያ…
ኢትዮጵያ ክብፃሓ ካብ ሞንጎ ዝግበአን 5 ብሉፃት መስሕባት ቱሪዝም ዓለም ሓንቲ ኢያ – ናሽናል ጂኦግራፊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሽናል ጂኦግራፊ ክብፃሓ ካብ ዘለወን ሓሙሽተ ብሉፃት መስሕብት ቱሪዝም ዘለወን ሃገራት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኢያ ክብል ኣካቲቱዋ።
ናሽናል ጂኦግራፊ - ብሪታኒያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ናይ ሓዱሽ ዓመት ሕታሙ ሒዙ ወፂኡ፡፡
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ…
ልዕሊ 66 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋን ድሬደዋን 66 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።
ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋ ካብ 25 ክሳብ 30 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ልዕሊ 12…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዑደት ብኢትዮጵያ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ብምዃን ዝተሾሙ ቺን ጋንግ ኣብ ዘበነ መዝነቶም ፈላማይ ዝኾነ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያ ኣቲዮም።
ቺን ጋንግ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ምክትል ቀዳማይ…
ካብ ኣመራርሓታት ሸኔ ልኡኽቶ ብምቕባል ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ንተግባር ሽብር እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ 9 ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብምዃን ካብ ኣመራርሓታት እቲ ጉጅለ ልኡኽቶ ብምቕባል ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ንተግባር ራዕዲ እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ 9 ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።
እቶም ተጠርጠርቲ÷ ኢፋ መኩሪያ፣ ናስረሰ ያሲን ፣ ገለታ…
ሕብረተሰብ ባህሊ ምልጋስ ደም ንከማዕብል ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ደም ንዘድልዮም ወናት ዝኸውን ባህሊ ምልጋስ ደም ንከማዕብል ፃውዒት ቀሪቡ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ቲሹን ኢትዮጵያ ሃብታሙ ታዬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ቀፃሊ ቀዳም ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ገብሪ…
ኣብ ነዊሕ ተጓዓዝቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ነዊሕ ተጓዓዝቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ታሪፍ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ።
እቲ ምምሕያሽ ኣብ ጀረጃ 1፣ ደረጃ 2ን ደረጃ 3ን ተሸከርከርቲ ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ተባሂሉ።
እዚ ድማ ኣብ…
ከተማ ኣብዓላ ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣብዓላን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸበ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ከባቢ ብምኽኒያት ኲናት ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ልዑል ጉድኣት ብምግጣሙ ለዕሊ ክልተ ዓመት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ ከምዝነበረ…
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሲቪል ኣቪዬሽንን ሶማሊያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሲቪል ኣቪዬሽንን ሶማሊያ ፋርዶዋስ ኦስማን ኤጋል ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።
እተን ሚኒስትርን ጉጅለ ልኡኸንን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን…
ጎንደር ኣብ በዓል ጥምቀት ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣጋይሽ ንምቕባል ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረት ተሓሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ጥምቀት ክሳብ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኢኮኖሚ ካብ ዘፈር ቱሪዝም ክርከብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ መምርሒ ባህሊን ቱሪዝምን ከተማ ጎንደር ገሊፁ።
ሓላፊ እቲ መምርሒ ቻላቸው ዳኜ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበሉዎ÷ ኣብ እዋን በዓል…