Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ መሓመድ ኣብዲኬር ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝተመዛበሉ ወገናት ዘላቒ መፍትሒ ምሃብ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምምይያጦም ኣብ…
ሰራዊቱ ምክልኻል ኣብ ከባቢ ግድብ ህዳሴ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ግቡኡ ይዋፃእ ኣሎ – ኮሎኔል ንጋቱ ኣሰፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊቱ ምክልኻል ኣብ ከባቢ ዓብዪ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ቀትሪን ለይቲን ግቡኡ እናፈፀመ ከምዝርከብ ኣብ እዚ ምዕራብ ዋና ኣዛዚ ብርጌድ ሜካናይዝድ ሞተራይዝድ ኮሎኔል ንጋቱ ኣሰፋ ገሊፆም።
ኣሰር ህዝ ኢትዮጵያ ዝዓረፎ ግድብ…
መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ሰለስተ ጉዳያት ውሳነ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ታሪካዊ ስትራቴጂያዊ ርክብ ኣብ ግምት ዘእተዉ ኣብ ሰለስተ ጉዳያት ውሳነ ኣመሓላሊፎም።
ብሚኒስትር ፋይናንስ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ገይሩ፡፡
እቲ ልኡኽ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን እናተውሃበ ዝነበረ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ2014 ዓ.ም ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ኣመለወርቅ ህዝቅኤል ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 25 ሺሕን 491 ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዙር ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ 40/60ን 20/80ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ “ንነዊሕ ዓማውቲ ገንዘብኩም እናዓቖርኩም ወነንቲ መንበሪ ኣባይቲ ንምዃን ብሃንቀውታ…
ኣማኻሪ ጉጅለ ኣካላት በዓል ብዙሕ ግደ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ዝሳተፉሉ ኣኼባ ኣብ ጄኔቭ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ፈጣሪ ፅዕንቶ ንክኾን ኣማኻሪ ጉጅለ ኣካላት በዓል ብዙሕ ግደ እናሰርሐ እዩ ክብላ ሚኒስተር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ወይዘሮ ሑሪያ ዓሊ ገሊፀን፡፡
ኣማኻሪ ጉጅለ ኣካላት በዓል ብዙሕ ግደ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚነሲትርን ሰራሕተኛታት ኣንድነት ፓርክን ደም ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚነሲትርን ሰራሕተኛታት ኣንድነት ፓርክን ክረምታዊ ወለንታ ምኽንያት ብምግባር ደም ለጊሶም።
ኣብቲ እዋን ልገሳ ደም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን እቲ ቤት ፅሕፈት ተሳቲፎም።
ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ኣብ ክረምታዊ…
ኣገልግሎት ፍቓድ መጀመሪ ህንፀት ህንፃን መጥቀሚ ህንፃ ብኦን ላይን ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል መዚ ፍቓድን ቁፅፅርን ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ፍቓድ መጀመሪ ህንፀትን መጥቀሚን ህንፃ ብኦን ላይን ምሃብ ጀሚሩ።
ባለስልጣኑ ለተገልጋዮች ፈጣንና ወጪ ቆጣቢ አገልግሎት ለመስጠት የግንባታ ማስጀመሪያ እና የሕንጻ…
ኢትዮጵያ ንመሕዪ ድህረ ጎንፂ ዝውዕል ወሳኒ ዝበሃል ሓገዝ ፋይናንስ ንኽግበረላ ሓቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ዝተፈጠረ ጎንፂ ስዒቡ ካብ ዘጋጠማ ቀሊል ዘይበሃል ክሳራ ንምውፃእን መሊስካ ንምህናፅን ባንኪ ዓለምን ካልኦት መሓዙት ኣካላትን ሓገዝ ንኽገብሩ ምክትል ቀዳማይ ሚንስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ከምቢሓዱሽ ንምጥያስ ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘካየዶ መበል 16 ስሩዕ ኣኼቡኡ ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ከምቢሓዱሽ ንምጥያስ ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ።
ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን ወይዘሮ እፀገነት መንግስቱ፥ እቲ ረቂቕ…