Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት መድረኽ ዘተ ምሁራን ይሳለጡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ኣርሲ፣ ሰላሌን ደብረ ብርሃን "ግደ ምሁራን ንህንፀት ሃገር" ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ምሁራን ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርሲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዘተ ዕላምኡ÷ ከም ሃገር ዘለዉ ዓቕሚታት ፀንቂቕካ ንምጥቃምን ኣብዚ…
ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ከምዝተጠናኸረ እቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዋይ መኮንን ሰራዊት ምክልኻል ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ኦሮሚያን ኣዋሰንቲ ከባቢታን ዝተዋፈረ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ልዕሊ ትሕዝቶ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝነበራ ሸውዓተ ጣቢያታት ከልቅቕ ከምዝኸኣለ ነቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዋይ መኮንን ሰራዊት ምክልኻል ተዛሪቦም።
እቲ ወፍሪ ዝመርሑ ላዕለዋይ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ብስልኪ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ቁልፊ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያትን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ምስ ፕሬዚዳንት…
1 ሺሕን 70 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 70 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሰለስተ ህፃናትን እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 67 ደቂ ተብዕትዮ…
12 ሺሕ ዶላርን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብርን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)12 ሺሕ ዶላርን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብርን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ።
ኣብ ጨንፈርኣቢያተ ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋን ድሬዳዋን ኢዮም እቶም 12 ሺሕ ዶላርን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብርን ግምታዊ ዋጋ…
ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ብፀገም ፀፅታ ንዝተመዛበሉ 24 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ምግቢ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ4፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ወረዳ ዱግዳ ዳዋ ብፀገም ፀፅታ ንዝተመዛበሉ 24 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ምግቢ ምግባሩ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚቴ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሰር ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ ፅሑፍ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ…
ኣብ ክልል ዓፋር ኮሚቴ ፀረ – ሙስና ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለዉዎ ኮሚቴ ፀረ - ሙስና ኣጣይሾም፡፡
ብመሰረት እዚ: -
ወ/ሮ ፋጡማ መሓመድ - ሰብሳቢት
ኣይተ ኢብራሂም ሁመድ - ኣባል
ኣይተ ኣብዱ ሳሊሕ - ኣባል
ኣይተ ኣሊ…
ኣብ በዓል ልደት ሕፅረት ፍርያት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል በዓል ልደት ምኸርንያት ብምግባር ሕፅረት ቀረብ ፍርያት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀረብ ፍርያት ኣድሂቡ ምስ ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ፌዴራል፣ ኮርፖሬሽን ሽኮርን…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ።
ኣብታ ከተማ ካብ ሞንጎ ዘጋጠሙ ሓደጋታት እቶም ኣርባዕተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ እንትኾኑ÷ ዝተረፉ ድማ ካብ ባርዕ ሓዊ ወፃእ ከምዝኾኑ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳግም ናብ ሽረ እንዳስላሰ በረራ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ውዕሊ ሰላም ስዒቡ ናብ ሽረ እንዳስላሰ ዝገብሮ ዝነበረ በረራ ሎሚ መዓልቲ ዳግም ጀሚሩ።
እቲ መገዲ ኣየር÷ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዓርቢ ካብ ኣዲስ ኣበባ መቐለ ዳግም ስሩዕ በረራ ምጅማሩ ዝዝከር ኢዩ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፈላማይ…