Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከይዲ ህንፀት ሰላም ጠሚቶም ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከይዲ ህንፀት ሰላም ጠሚቶም ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኦስማን ዲዮን ተዛቲዮም።
ኣይተ ብናልፍ ምስ ኦስማን ዲዮን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ባንኪ ዓለም ንስራሕቲ ህንፀት…
ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብዶ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብዶ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ።
እቲ ደገፍ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ንህንፀት መሰረተ ልምዓት፣ ማሕበራዊ ልምዓት፣ ግብርና፣ ቀጣናዊ መትእስሳርን ምምሕያሽ ኢኮኖሚን ዘውዕል ኢዩ ተባሂሉ።
ምክትል ቀዳማይ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ንክኸውን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት እቲ ባይቶ በጀት መንግስቲ ፌዴራል ዓመተ 2015ንን ሓፈሻዊ…
ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ብዕሊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ኣብቲ ክልል ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ብዕሊ ኣጀሚሮም።
እቲ መርሃ ግብሪ "ኣሰርና ንወለዶና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዞባ ኣሶሳ ወረዳ ዑራ አምባ ቀበሌ 5 እዩ…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
ብመሰረት እዚ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ድርድር ክግበር ኢዩ ብምባል፥ ምኽኒያቱ ድማ ፀላእቲ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ሓይሊታት…
ማሕበር ደራስያን ዓመታዊ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ንባብ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ደራስያን ኢትዮጵያ ዓመታዊ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ንባብ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣካይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ማሕበር ደራስያን ኢትዮጵያ ኣይተ ኣበረ ኣዳሙ ኣብ ዝስምዕዎ መደረ፥ 30 ሰነ ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ መዓልቲ…
ሸኔ ቀንዲ ፀላኢ ኦሮሞ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸኔ ቀንዲ ፀላኢ ኦሮሞ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምጥማት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣበ ዝሃብዎ መብርሂ፥ “ምስ ዘርኢ ብምትሕሓዝ ሸኔ ኦሮሞ ኢዩ እትብሉ…
ትካላት ፀፅታ ንሎሚ ጥራሕ ዘይኮነስ ንፅባሕ እንሓስቦ ትካል ብምዃን ይህነፅ ኣሎ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝተኸፈተ ኲናት ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ኲናት ናይ ሓበሬታ፣ ዲፕሎማሲ፣ ሳይበርን ተልእኾን…
ፀላእቲ ክፍቱኑና ይኽእሉ እንበር ኣይስዕሩናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተ ኣሎ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥…
ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ዘይድህሰሱ ቅርስታትን ባህልን በየነ መንግስታት ዩኔስኮ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ኮሚቴ ዘይድህሰሱ ቅርስታትን ባህልን በየነ መንግስታት ዩኔስኮ ብምዃን ተሓሪያ።
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 5 ክሳብ 7 ሓምለ 2022 ኣብ ዝተሳለጠ መበል ታሽዓይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ከመዝተመረፀት ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ኣፍሪካ…