Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሕጋዊ ኣቑሑት ሽፋን ብምግባር ተሓኦም ዝኣተዉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጋዊ ኣቑሑት ሽፋን ብምግባር ተሓኦም ዝኣተዉ 100 ላፕቶፕ ኮምፒውተራት ሓዊሱ ካልኦት ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
ምክትል መካየዲ ስራሕ ዘፈር ተገዛኣይነት ሕጊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ሞጆ ኣይተ ፈረጃ ኣታላይ÷ ዴስክ ቶፕ…
ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዓንዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 5 ዕዳጋ ሸላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ንፋና…
ብሕቡእ እናተጓዓዓዘ ዝነበረ ኮኬን ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሕቡእ እናተጓዓዓዘ ዝነበረ 108 ብመልክዕ ሕሩጭን ክኒንን ዝተሰናደአ ኮኬን ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ።
እቲ ኮኬን ትራንስፖርት ህዝቢ ብምጥቃም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሑመራ ብሻንጣ ተሓቢኡ እንትጓዝ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ።
ብዘይሕጋውያን…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሎሚ ሓድሽ ዓመቶም ንዝቕበሉ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌደሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሎሚ መዓልቲ ሓድሽ ዓመቶም ንዝቕበሉ ሃገራትን ህዝቢታትን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘሕለፈኦ መልእኽቲ÷ ኣብ ዝኾነ ክፋል ዓለም ንዝርከቡ…
እቲ ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያውያን ፀገሞም ብምዝርራብ ምፍታሕ ከምዝኽእሉ ዘረጋገፀ እዩ – ኣይተ ታዬ ደንደኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌደራልን ህወሓትን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያውያን ፀገሞም ብምዝርራብ ምፍታሕ ከምዝኽእሉ ዘረጋገፀ እዩ” ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ ተዛሪቦም፡፡
ሚኒስቴር ሰላምን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ሓሳብ ምሁራን ብምክታት ጥንክርቲ ሃገር ምህናፅ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሳብ ምሁራን ብምክታት ጥንክርቲ ሃገር ምህናፅ ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡
"ኣብ ህንፀት ሃገር ብፅሒት ምሁራን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ኣብ ሃገራዊ ፀገማት መርኣያ ኣንፈታት ኣድሂቡ ምኽክር ምሁራን የካይድ ኣሎ።…
ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና 1ይ ሱሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና 1ይ ሱሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ የካይድ ኣሎ፡፡
<< ንኢትዮጵያን ኣፍሪካዊን ብልፅግና ዝተግህ መንእሰይ›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ፃኒሒቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ክላዘብ…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበላ ሃገራት ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበሉ ህዝቢታትን ሃገራትን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፥ "እቲ…
ማእኸል ልምዓት ኢትዮ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ልምዓት ኢትዮ ሳይበር ታለንት ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ።
እቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
እቶም ኣብቲ ማእኸል ዝስልጥኑ ዝነበሩ 62 መናእሰይ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲን…
ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ ህዝብን ኣመራርሓን ክልል ኦሮሚያ ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ ህዝብን ኣመራርሓን ክልል ኦሮሚያ ይዛተ ኣሎ።
እቲ ዘተ ኣብ ቀፃሊ ክግበር ዝተሓሰበ ዘተ ናይ ተሳተፍቲ ምልላይን ኣተኣኻኽባ ኣጀንዳን ዝጠመተ ከምዝኾነ ኦ ቢ ኤን ፀብፂቡ።
ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው እቲ ዘተ…