Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዕለተ ነፃነት መበል 60 ዓመት በዓል ኣልጀሪያ ንምርካብ ናብቲ ዓዲ ኣምሪሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዕለተ ነፃነት መበል 60 ዓመት በዓል ኣልጀሪያ ንምርካብ ናብቲ ዓዲ ኣምሪሐን።
ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣብዱልመጅድ ተቡን ኣብቲ በዓል ንክርከባ ብመሰረት ዘቕረቡለን አንግዶት እየን ከይደን ተባሂሉ።
ኣብ ፃንሒተን…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዘብፀሖ ሓደጋ ብፅኑዕ ኣውጊዘ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዘብፀሖ ሓደጋ ብፅኑዕ ኣውጊዘ።
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብሓይሊታት ፀፅታ ዝበፅሖ ካብ ዘሎ መጥቃዕቲ ብምህዳም ኣብ ልዕሊ እቶም ንፁሃን ሓደጋ ከምዘብፀሐ ሓቢሩ።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳነት ቤት ምኽሪ ኣውሮፓ ብቴሌፎን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳነት ቤት ምኽሪ ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼል ብቴሌፎን ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ብምርኻብ ኣብ ዝተዘራረብሉ እዋን ዝተላዘብሎም ዛዕባታት ብዝምልከት ዝበፅሕሉ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ዘቕርቦ ዝኾነ ይኹን ኣጀንዳን ተዛታዪን መንግስቲ ንምልዛብ ድልዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ዘቕርቦ ዝኾነ ይኹን ኣጀንዳን ተዛታዪን መንግስቲ ንምልዛብ ድልዊ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲዮም።
ኣካቢ እቲ…
ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ሸኔ ምስ ህዝንና ብምዃን ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልና ክነወግዶ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ሸኔ ምስ ህዝንና ብምዃን ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልና ክነወግዶ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ኣካላት ፀጥታ ካብ ዘውረድሉ በትሪ ዘምለጠ ጉጅለ ሸኔ ኣብ…
ብሔራዊ ዝተተለመሉ ክፍሊት ድጎማ ነዳጅ ንምፍፃም ኣብ ሞንጎ መዳርግቲ ኣካላት ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ዝተተለመሉ ክፍሊት ድጎማ ነዳጅ ንምፍፃም ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ኢትዮቴሌኮምን ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ኢትዮጵያን ዝለምዐ መተግበሪ ኣብ ስራሕ ንምውዓል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን…
መሰል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ንክኽበር ብሽርክና ከምዝሰርሕ ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ንክኽበር ብሽርክና ከምዝሰርሕ ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋየ፥ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ መሰል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ንክኽበር ከምኡውን ኣብ ማሕበራዊ ጉዳይ ዝሰርሖ ዘሎ…
ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ኒውዚላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ኒውዚላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሚካኤል ኡፕቶን ኣብ ጉዳያት ትምህርቲ ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ትንህርቲ ብዛዕባ ዝተጀመረ ፅሬት ትምህርቲ ናይ ምርግጋፅ ስራሕቲ…
ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተሳለጡ ተግባራትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ኣኼባኡ ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ማኸላይ ኮሚቴ ኣብ ዘካይዶ ዘተ ስራሕቲ ምድላው ሰነድ ሊግ መናእሰይ…
ቀረብ መድሓኒት ንምምሕያሽ ዘየኽእሉ ማዕቐፋት ሕጊ ምምሕያሽ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ መድሓኒት ንምምሕያሽ ዘየኽእሉ ማዕቐፋት ሕጊ ምምሕያሽ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
እቲ ምምሕያሽ ጠሚቱ ኣብ ሃዋሳ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ልምዓት ባህልን ስፖርቲን ማሕበራዊ ጥዕና ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተሳቲፎም።
ኣካቢት…