Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ወረዳ ጨንቻ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጋሞ ወረዳ ጨንቻ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣብታ ወረዳ ከተማ ጨንቻ ኣብ ስራሕቲ ማእለማ ብማሕበር ተወዲቦም እናሰርሑ ዝርከቡ መናእሰይ ተዓዚቦም።
እቶም መናእሰይ…
ሰማእታት እዚ ሰሜን ብምዝካር ታሪኻዊ ሓደራና ክንዋፃእ ኢና-ሰራዊት ምክልኻል
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰማእታት እዚ ሰሜን ብምዝካር ታሪኻዊ ሓደራና ክንዋፃእ ኢና ክብል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ።
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበና ብዙሓት ህልውናኣ ዝፈታተኑ ትዕቢት ዝወጠሮም ሃገራት ወረራ ብምፍፃም ረብሐኦም…
ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለየ ኹነት ክዝከር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለየ መርሃግብሪታት ከምዝዝከር ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ምምሕዳር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ 23 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም…
ካብ ግድብ ህዳሰ ዝፍልፍል ሓይሊ ናብ ዋና ግሪድ ንኸኣቱ ዝካየድ ፅገናን ስራሕቲ ፍተሸን መስመር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ግድብ ህዳሰ ዝፍልፍል ሓይሊ ናብ ዋና ግሪድ ንኸኣቱ ዝካየድ ፅገናን ስራሕቲ ፍተሸን መስመር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ሓሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ መስመር መተሓላለፊ ሓይሊ÷ ልዕሊ 30 ወረዳታት ክልላት ኦሮሚያን ቤኒንሻንጉል…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ጎፋ ዞን ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጎፋ ዞን ዑደት ኣካይዶም።
ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነበርቲ ሳውላን ከባቢኡን ድነሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።
ኣብቲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ኣፈ ጉባኤ…
ከተማ ላሊበላን ከባቢኣን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንነዊሕ እዋን ኤሌክትሪክ ተቛሪፁዎም ዝነበሩ ከባቢታት ላሊበላ፣ ወረዳ ላስታን ከተማ ሙጃን ሎሚ መዓልቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺቦም፡፡
ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝረኸቡ ከባቢታት ብግብረ ራዕዲ ህወሓ ልዑል ጉድኣት ዝበፅሖ 66 ኪሎ ቮልት መመሓላለፊ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ክሕደት ዝፈፀመሉ 24 ጥቅምቲ ኣብ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ብፍሉይ ኩነታት ተዘኪሩ ክውዕል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ክሕደት ዝፈፀመሉ 24 ጥቅምቲ ኣብ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ብፍሉይ ኩነታት ተዘኪሩ ከምዝውዐል ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ…
“ንኢትዮጵያ ካብ ኢድ ኣእታውነት ባዕዳዊያን ንምድሓን ብዘይኣፈላላይ ደው ክንብል ኢና” ኣመራርሓ ተነሓናሕቲ ፓርቲ ፖለቲካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ንኢትዮጵያ ካብ ኢድ ኣእታውነት ባዕዳዊያን ንምድሓን ብዘይ ኣፈላላይ ደው ክንብል ኢና” ክብሉ ኣመራርሓ ተነሓናሕቲ ፓርቲ ፖለቲካ ገሊፆም።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድሓን ዝግበሩ ዘለዉ ኢድ ናይ መእታው ደልየታት ንሓቂ ዝኸሓዱ ከመዝኾኑ ተዛሪቦም።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ኣርባንጭ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ኣርባንጭ ኣምሪሖም።
ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ “ጂኦስፓሻል” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ "ጂኦስፓሻል" ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።
ብሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫለቱ ሳኒ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኪንቴክስ ደቡብ ኮሪያ ካብ 2 ክሳብ 4 ሕዳር ኣብ ዝካየድ "ስማርት ጂኦስፓሻል ኤክስፖ…