Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣሊኮ ዳንጎቴ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣሊኮ ዳንጎቴ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንሓወይ ኣሊኮ ዳንጎቴ ተቐቢለ ኣዘራሪበ ኢሎም።
ንኢትዮጵያ ወሰንቲ ኣብ ዝኾኑ ድልየታት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኻዊ ገፅታ ዝምጥን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ይካየድ ኣሎ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኻዊ ገፅታ ዝምጥን ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ይካየድ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ መመሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሻድሻይ ዙር 2 ሺሕን 74 ፓራ ሚሊተሪ ኦፊሰራት…
ስርዓታት ሓለዋ ፍሪያት መልክዓ ምድሪ ዘመላኸት ንምትግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓታት ሓለዋ ፍሪያት መልክዓ ምድሪ ዘመላኸት ንምትግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ በዓል መዚ ኣእሙራዊ ንብረት ኢትዮጵያ።
ኣፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ኤሊያስ መሃመድ፥ እቲ ስርዓት ንፍትሓዊ ውድድር ንግዲ ልዑል ግደ…
ናይ ፅልኢት ዘረባን ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንምክልኻል ግደ ሕብረተሰብ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ፅልኢት ዘረባ፣ ናይ ሕሶት ሓበሬታን ንፅል ያታን ፈተናታት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢዮም፡፡
ንፋና ዲጂታል ሞያዊ ሓሳቦም ዘካፈሉ ምሁራን ጋዜጠኝነትን ኮሙኒኬሽን እዞም ፈተናታት ንምሕላፍ ሕብረተሰብ ግንዛበ ሚዲያ ምዕባይ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም፡፡…
መንግስቲ በዓላት መርአዪ ሓድነት ንኽኾኑ ሓለዋ ይገብር
ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ በዓላት በዓላት መርአዪ ሓድነትን ብዙሕነትን ንኽኾኑ ሓለዋ ክገብር ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡
እቲ ኣገልግሎት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር ንተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…
ኢትዮጵያ ዘደንቕ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ሃኒፃ ኣላ – ፕሬዚዳንት ናታሻ ፒርክ ሙሳር
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ስሎቬኒያ ናታሻ ፒርክ ሙሳር ኢ(ዶ/ር)ትዮጵያ ሓድጋን ታሪኻን ንወለዶ ከመሓላልፍ ዝኽእል ዘደንቕ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ሃኒፃ ኢለን፡፡
ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፃንሒት ዝገበራ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ሕቑፊ ዕምበባ…
ፕሬዚዳንት ስሎቬኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ዑደት ዛዚመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ስሎቬኒያ ናታሻ ፒሪክ ሙሳር ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚመን ናብ ሃገረን ተመሊሰን፡፡
ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ አፅቀ ስላሰ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ስኒት ገይሮምለን፡፡
ኣብ…
በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ ) ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1ሺሕን 446 ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) በዓል ምኽባር ተጀሙሩ፡፡
እቲ በዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለየ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓት እናተኸበረ ይርኸብ፡፡
ኣከባብራ እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ…
ዝመፅእ ዘሎ ለውጢ ብንቑሕ ዓይኒ ምርኣይ፣ ምሕታትን ምድጋፍን የድሊ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ዝመፅእ ዘሎ ለውጢ ብንቑሕ ዓይኒ ምርኣይ፣ ምሕታትን ምድጋፍን የድሊ ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ብዛዕባ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ ፈተናታትን ቀፃሊ ኣንፈትን ጠሚቶም ኣብ ዝገበርዎ ካልኣይ ክፋል…
ውፅኢታውነት መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ብፍልጠትን ጥበብን ተግባራዊ ዝገበረቶ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ውፅኢታዊ ምዃኑ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ብዛዕባ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ…