Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምጥንኻር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምጥንኻር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ።
ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሊ…
ሕብረት ኣውሮፓ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ንኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ንኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ።
ኮሚሽነር ምምሕዳር ቅልውላው እቲ ሕብረት ዣኔዝ ሌናርቺቺን ኣባላት ጉጅለ 13 ሃገራት ኣውሮፓን ኣብ ዩንቨርስቲ ጎንደር ዑደት ገይሮም።
ኮሚሽነር ዣኔዝ…
ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ልዕሊ 138 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ተንከፍ ናብ ትግራይ ተላኢኾም-ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ልዕሊ 138 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ተንከፍ ናብ ትግራይ ተላኢኾም ክብል ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚኝን ኣይተ ምትኩ ካሳ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ትግራይ…
ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ትግራይ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም 15 ሺሕ ሓረስቶት ደገፍ ምሩፅ ዘርኢ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ትግራይ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም 15 ሺሕ ሓረስቶት ደገፍ ምሩፅ ዘርኢ ሂቡ።
እቶም ሓረስቶት ኣብ ማእኸላይ ዞባ ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ኣብ ዝርከባ 8 ጣቢያታትን ወረዳ ገፀር ዓድዋ ኣብ ዝርከባ ኣርባዕተ ጣቢያታትን…
ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝገብርዎ ዘለዉ ዑደት ስራሕ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቀዋሞ ኮሚቴ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም።
እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዘጋጠሙ ጎንፅታትን ኣብ ኢትዮጵያ…
ፓርቲ ብልፅግና ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓዱሽ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ተግባራዊ ምግባሩ ኣጠናኺሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓዱሽ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ተግባራዊ ምግባሩ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣባላት ኮሚቴ ኣፈፀምቲ ስራሕ እቲ ፓርቲ ገሊፆም።
ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት፡ ሱር ዝሰደደ ስብራት ቁጠባን ኢ-ፍትሓውነት ዝሓየለሉ፣ ግህሰት…
ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ዘለዎ እምነት ክፀንዕ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ዘለዎ እምነት ክፀንዕ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም።
ጠንካራ መንግስቲ ኣብ ዘይማዕበለሉን ጎንፂ ኣብ ዘለወሉን ቀርኒ ኣፍሪካ፥ ኢትዮጵያ ናብኡ ንምእታው ታሪኻዊ…
ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲዲሲ ቻይናን ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲዲሲ ቻይና(CDC) ን ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም።
እቶም ትካላት ብቀንዱ ኣብ ስርዓት ክትትል ሕማማት፣ ኣተሓሕዛ ሓበሬታ ጥዕና፣ ምምሕዳር ሃንደበታዊ ጥዕና ሕብረተሰብ፣ ህንፀት ዓቕሚ፣ ምርምርን መፅናዕቲን፣…
ምምሕዳር ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ትዕዝብቲ ኢትዮጵያ ዘለዋ ድልየትን ቅዋመን ዘርእይ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ትዕዝብቲ ኢትዮጵያ ዘለዋ ድልየትን ቅዋመን ዘርእይ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ኮሚሽነር እቲ ምምሕዳር ያኔዝ ሌናርቺች ኣብ…
መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንፅሩይ መስተ ማይ ዝኸውን 10 ሚሊየን ዶላር ለጊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንፅሩይ መስተ ማይ ዝኸውን 10 ሚሊየን ዶላር ከምዝለገሰ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ፥ መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንቀረብ ፅሩይ መስተ ማይ ዝኸውን ሓገዝ እናገበረ…