Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ውሕመ ንሃንደበታዊን ተገማቲን ሓደጋታት ዝኸውን ክሳብ ሐዚ 409 ሚሊየን ዶላር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ 2023 ንሃንደበታዊን ተገማቲን ሓደጋታት ዝኸውን ክሳብ ሐዚ 409 ሚሊየን ዶላር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።
“ደገፍ ንኹሉ ካብ ኩሉ” ብዝበል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተዳለወ መተኣኻኸቢ እቶት ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ተሳትፎ…
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዛምቢያ ጥቓ ሉሳካ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ከፃሪ የፃሪ ኣለኹ ኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዛምቢያ ጥቓ ሉሳካ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ከምዘፃሪ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ኣቢሉ ናብ ደቡብ…
ንክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓገዝ 150 ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት መስኖን ቆላማ ከባቢን ንኣገልግሎት ልምዓት መስኖ ዝውዕሉ 150 ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ንክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ተገይሩ።
እቲ ሃገዝ ሚኒስትር ልምዓት መስኖን ቆላማ ከባቢን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ንርእሰ ምምሕዳር…
መከፋፈሊ ጣቢያ ሑመራ ኤሌክትሪክ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ክልተ ዓመት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁዎ ዝፀንሐ መከፋፈሊ ጣቢያ ሑመራ ዳግም ኤሌክትሪክ ረኺቡ።
230 ኪሎ ሜትር መስመር ሑመራ - ሽረ፤ በዓል 230 ኪሎ ቮልት መስመር ተከዘ ፅገና ብምዝዛሙ ጣቢያ መከፋፈሊ ሑመራ ሓይሊ ክረክብ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ፡፡…
ኣርቲስት ታሪኩ ብርሃኑ ( ባባ ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስት ታሪኩ ብርሃኑ ( ባባ ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።
ኣርቲስት ብርሃኑ ብዝሓደሮ ሕማም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለየ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ ስድርኡ ኣረጋጊፁ፡፡
ኣርቲስት ታሪኩ ብርሃኑ÷ ልዕሊ 40 ዝኾኑ ፊልምታት ኣምሓርኛ…
ጉጅለ ዕጡቓት ቤሕነን ምስ መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስምምዕነት ሰላም ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ዕጡቓት ምንቅስቓስ ናፃነት ህዝቢ ቤኒሻንጉል (ቤሕነን) ምስ መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ስምምዕነት ሰላም ብምክታም ኣብ ስራሕቲ ልምዓትን ሰላምን ብሓባር ንምስራሕ ሎሚ ናብቲ ክልል ኣምሪሖም፡፡
ጉጅለ ዕጡቓት ምንቅስቓስ ናፃነት ህዝቢ…
ኣብ ክልል ትግራይ 98 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኾኑ ሰብኣዊ ሓገዛትን ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ደገፍ ንዘድልዮም ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 98 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኾኑ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ኣብ ክልል ትግራይ ዝስራሕ ዘሎ ዘይተገደበ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ…
ዓለምለኸ መዳርግቲ ትካላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ሓገዝ ንክውስኽ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ረድኤት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዳኒኤል እንድሪስ ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርኦ ደገፍ ንክውስኽ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ…
መንግስት ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲን ፅንፈኛታት ሓይሊታት ዝጀመሮ ስጉምቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ፣ ፅንፈኛታት፣ ብስርቂን ብረብሓ ዝተኣሳሰሩን ሓይሊታት ዝጀመሮ ወፍሪን ስጉምቲን ሕብረተሰብ ብዘሳተፈ መገዲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ…
400 ጀነሬተራት ማይ ንክልል ደቡብ ደገፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ልምዓት ከባቢ ቆላን ንኣገለግሎት መስኖ ሓጋይ ዝውዕላ 400 ጀነሬተራት ማይ ንክልል ደቡብ ደገፍ ገይሩ።
እተን ፓንፕታት መስሓቢ ማይ ዝተረከቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፥ ኣብቲ ክልል 200 ሺሕ ሄክታር መሬት…