Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ውፅኢታውነት መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ብፍልጠትን ጥበብን ተግባራዊ ዝገበረቶ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ውፅኢታዊ ምዃኑ ብካልኦት ሃገራት እውን ተመስኪሩ ኢዩ ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ብዛዕባ ዕብየት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ…
ናህሪ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 20 ዓመት ብተኸታታሊ እናዓበየ መፂኡ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትይር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናህሪ ዋጋ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት 20 ዓመት ብተኸታታሊ እናዓበየ መፂኡ ኢዩ ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ነዚ ዝገለፁ፥ ብዛዕባ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ፣ እዋናዊ ፈተናታትን ቀፃሊ ኣንፈትን ኣብ ዝገበርዎ ካልኣይ…
ኢትዮጵያን ስሎቬኒያን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ስሎቬኒያን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ስሎቬኒያ ናታሻ ፒርክ ሙሳር ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ብምቕባል ኣዘራሪበምወን።
ድሕሪ እቲ ዘተ ንጋዜጠኛታት መብርሂ…
መራኸብቲ ሓፋሽ ንብሄራዊ ረብሓ ፍሉይ ቆላሕታ ክህባ ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ንብሄራዊ ረብሓ ዝሕሉ ፀብፃባት ፍሉይ ቆላሕታ ሂበን ንክሰርሓ ተሓቲቱ።
ማእኸል ስልጠና ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ናይ ሩሲያ ዓለም ለኸ ሚዲያ ኣርቲ ብምትሕበባር ንሰብ ሞያ ሚዲያ ሰልጠና ሂቡ።
ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና…
ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ፅባቐ ካልአይቲ ዝወፅአት ሃሴት ደረጀ ኣቀባብላ ተገይሩላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ህንዲ ሃይድራባድ ኣብ ዝተዳለወ ዓለም ለኸ ውድድር ፅባቐ “ሚስ ወርልድ” ካልአይቲ ዝወፅአት ሃሴት ደረጀ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ።
ንመበል 72 ግዘ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ፅባቐ ናይ 108 ሃገራት ተወዳደርቲ ተሳቲፈን።
ሃሴት ብብርኪ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ስሎቬንያ ሪፐብሊክ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ስሎቬንያ ሪፐብሊክ ናታሻ ፒሪክ ሙሳር ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ዝገብራ ዘለዋ ፕሬዚዳንት ስሎቬንያ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) መበል 1446 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መበል 1446 በዓል ዓረፋ(ዒድ ኣል ኣድሃ) ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፥ ኣብ እዋን ዓረፋ ዝዝከሩ…
ኣይተ ኣደም ፋራህ 2ይ ጎስጓስ ሃገራዊ ምክልኻል ብክለት ከባቢ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ 2ይ ጎስጓስ ሃገራዊ ምክልኻል ብክለት ከባቢ ኣጀሚሮም፡፡
ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ሓለዋ ከባቢ…
ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ፃዕሪ ኣሜሪካ ትድግፍ እያ – ኣምባሳደር ኤርቪን ማሲንጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ማሲንጋ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ዘላ ሰላማውን ዲፕሎማስያውን ፃዕሪ መንግስቲ ኣሜሪካ ይድግፍ እያ ኢሎም።
ኢትዮጵያ ቅልጡፍ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት እናመዘገበት ምዃና ገሊፆም÷ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ…
ፕሬዚዳንት ስሎቬኒ ናታሻ ፒርስ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ሕቁፊ ዕንበባ ኣንቢረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ስሎቬኒ ናታሻ ፒርስ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን፡፡
እተን ፕሬዚደንት ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ምሸት ኣዲስ ኣበባ ምብፀሐን ተገሊፁ፡፡
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች አቤቤ ሎሚ ነተን ፕሬዚዳንት…