Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ስምምዕነት ሰላም ዘተኮረ ኣብ ኢንስቲትዩት ሃድሰን ንዝምልከቶም ኣካላት መብርሂ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስምምዕነት ሰላምን ዳግመ ህንፀትን ትኹረት ብምግባር ኣብ ኢንስቲትዩት ሃድሰን ንዝምልከቶም ኣካላት መብርሂ ከምዝተውሃበ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።
ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር…
ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ሃዋሳ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
እቲ ፓርቲ ብብርኪ ማእከላይ ኮሚቴ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ኣኼብኡ ከካይድ ፀኒሑ ኢዩ።…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ይኹን ብሽም ቀዋሚ ንብረት ዝግበር ዝውውር ንግዚኡ ኣገልግሎት ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ይኹን ብሽም ቀዋሚ ንብረት ዝግበር ዝውውር ንግዚኡ ኣገልግሎት ከምዝተኣገደ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ዘፈር ጉዳያት ካቢኔ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣይተ ቢኒያም ምክሩ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ…
ካብ ጣቢያ መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ሑመራ ዝርከብ ማእኸላይን ታሕተዋይን ፅገና መስመር ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሑመራ ዝረኽባ ከተማታት ሑመራ፣ ዳንሻ፣ ባዕኸር፣ ማይካድራ፣ ዓብደርራፊዕ፣ ኣብርሃጅራ፣ ሶሮቓ፣ ዓዲጎሹ፣ ዓዲረመፅ ማእኸላይን ታሕተዋይን ፅገና መስመር ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ።
ስራሕቲ ፅገነና ማእኸላይን ትሑትን…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ትካል ልምዓት ቀዳማዊ እመቤታት ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ትካል ልምዓት ቀዳማዊ እመቤታት ኣፍሪካ ቀዳማዊት እመቤት ናሚቢያ ሞኒካ ጊንጎስ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ኣፍሪካ ግደ ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓ ምድንፋዕን መራሕቲ ኣብ…
ኣብ ኣኽራሪነትን ግብረ ራዕዲን ኣብ ክንዲ በይናዊ፤ ሓራዊ ስጉምቲ ምውሳድ ይግባእ – ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣፍሪካ ኣብ ኣኽራሪነትን ግብረ ራዕዲን ትገብሮ ምክልኻል ኣብ ክንዲ በይናዊ ሓራዊ ስጉምቲ ክትወስድ ከምዝግባእ ገሊፀን።
ታሽዓይ ላዕለዋይ ጉባኤ ሰላምን ፀፅታን ኣፍሪካ ኣብ ኣልጄሪያ…
ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሶማሊያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዲሪኢ ኣብርሃም ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ብሚኒስትር ምክልኻል ሶማሊያ ኣብዱልከድር መሓመድ ኑር ምስ ዝረመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ከምኡ እውን ዞባዊ ኩነታት ፀፅታ ትኹረት…
ኢትዮጵያን ሩሲያን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ክልቲአን ሃገራት ተዛዚሙ።
ኣብ መዕፀዊ እቲ ኣኼባ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሓበራዊ ጉዳያት ልምዓትን ብልፅግናን እንግሊዝ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ፣ ሓበራዊ ጉዳያት ልምዓትን ብልፅግናን እንግሊዝ ጀምስ ክሌቨርሊን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ካብ እዋናዊ ጉዳያት ብተወሳኺ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ…
ኣምባሳደር ሌንጮ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ወሊድ ብን ኣብድልከሪም ኣልኽሬይጂ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ከምዝገምገሙ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…