Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግራይ ምጅማር ስራሕ ኣገልግሎት ሃንደበታዊ ሕክምናን ትካላት ጥዕናን ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ትግራይ ምጅማር ስራሕ ኣገልግሎት ሃንደበታዊ ሕክምናን ትካላት ጥዕናን ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ገሊፁ።
ናብቲ ክልል ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ሰርዓተ ምግቢ ሕክምና ህይወት ኣድሕንን ኣገልግሎት ጥዕናን ተበፃሒ ይኸወነ ከምዘሎ ተሓቢሩ።
እቲ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ኖርወይ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ኖርወይ ኣን ቤት ቲቪንሪምን ተዛቲየን።
ኣን ቤት ቲቪንሪምን ኣብ ክልል ሶማሌን ኦሮሚያን ብዛዕባ ዑደት ዝገበራለን ኣብያተ ትምህርቲ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ተምሃሮ ኩነታት፣ ብዛዕባ ዝረአየኦም…
እንኳዕ ንመበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት(መዓልቲ ኢትዮጵያ) ኣብፀሐኩም -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ሎሚ ዘበን ዝኽበር እቲ በዓል “ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና…
ኣብ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዝሳተፉ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ከንቲባታት ከተማን ናብ ሃዋሳ ይኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝኽበር መበል 17 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዝሳተፉ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ከንቲባ ምምሕዳራት ከተማን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ናብ ሃዋሳ ይኣትዉ ኣለዉ።
ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ በልፅግና ኣይተ ኣደም…
ህብረ ብሔራዊነትና ፍልፍል ጥንካረና ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብሔራዊነትና ፍልፍል ጥንካረና ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሂቡ።
ኣብ መግለፂኡ፥ ኢትዮጵያ ካብ ኣፈጣጥራኣ…
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሸን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሸን።
ኣባላት እቲ ኮሚቴ፥ ሓላፊት ምምዳር ሰላምን ፀፅታን ወ/ሮ ሊድያ ግርማ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኣይተ ጀማል ረዲ፣ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ…
ፅባሕ ንዝኽበር መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዘድሊ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ንዝኽበር መበል 17 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዘድሊ ምድላው ከምዝተዛዘመ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም።
እቲ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ስታዲዮም ሃዋሳ…
ብምግቢ ዓርስኻ ምኽኣል መሰረታዊ ድልየት ህዝቢ ካብ ምምላእ ብዝሓለፈ ክብሪ ሃገር ምሕላው ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምግቢ ዓርስኻ ምኽኣል መሰረታዊ ድልየት ህዝቢ ካብ ምምላእ ብዝሓለፈ ክብሪ ሃገር ምሕላው ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን።
ግብርና ኢትዮጵያ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ክሳብ ሐዚ ብዝተገበሩ ፃዕሪታትን ብዝተረኸቡ ውፅኢታትን…
ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ሱማሌ ኣብዱልከድር መሓመድ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ሱማሌ ኣብዱልከድር መሓመድ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።
ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰራዊት ምክልኻል ሃገረ ፌዴሪኢ ብርጋዲየር ጄኔራል ይልማ መኳንንቴ ኣቀባብላ ገይረሙሉ።…
መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ መቐለ ምስ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ ተራኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ሓደ ዓመት ካብ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ ተቛሪጡ ዝፀንሐ ብሄራዊ ማእኸል መስመር መቆፃፀሪ ሓይሊ (ግሪድ) ከተማ መቐለ ምስ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ ከምዝተራኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ መስመር ምስ ብሄራዊ ማእኸል መቆፃፀሪ ሓይሊ ተራኺ…