Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነ ኣሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 47 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ከምዝስዕብ ቀሪቡ ፡-
ፈለማ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተትሓዘ በጀት 2018 ዓ.ም መንግስቲ…
መንግስቲ ፅባቐ ከተማታትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ተሓልዩ ንክዝምኑ ኣድላዩ ሓገዝ ክገብር እዪ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መንግስቲ ፅባቐ ከተማታትን ሃፍቲ ተፈጥሮን ተሓልዩ ክዝምኑ ኣድላዩ ሓገዝ ክገብር እዪ፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ተረኺም እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም፡፡…
ኣብ ዉሽጢ ብዙሓት ፈተናታት ኮይንና እውን ዝነኣዱ ዓወታት ኣመዝጊብና ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ብዙሓት ፈተናታት ኣጋጢሞምና ዝነኣዱን ተኣምር ክበሃሉ ዝኽእሉን ዓወታት ኣመዝጊብና ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ቃለ መሕትት፥ ፈተናታት ኣብ ዉሽጥና ዘሎ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ጀሚርና ዘይከንበትናዮ ፕሮጀክት የለን ኢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጀሚርና ዘይከንበትናዮ ፕሮጀክት የለን ኢሎም።
ምዕባለ ኢትዮጵያን መሰረት ክሳብ ዝሕዝ ፃዕሪን ውፅኢትን ክቕፅል ኢዩ ክብሉ እውን ገሊፆም።
ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት ምንቅስቓስ ስራሕን ኣንፈትን መንግስቲ…
ኣብ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝበረታታዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝተትሓዘ ራእይ ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝተኻየዱ ስራሕቲ ርኡይ ውፅኢት ይምዝገብ ኣሎ፡፡
በዓል መዚ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ኣብ ፅርየት መንደር ዝተረከቦ ህንፃ ተመሪቑ።
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂ በለጠ ሞላ…
በዓል ዓረፋ እንትነኽብር ናይቲ እምነት ኣስተምህሮ ክንክተልንን ክንትግብርን ይግባእ – ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሐጂ ኢብራሂም ቱፋ በዓል ዓረፋ እንትነኽብር ናይቲ እምነት ኣስተምህሮ ብምክታልን ብምትግባርን ክኸውን ይግባእ ኢሎም፡፡
ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ መበል 1 ሺሕን 446 ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) በዓል…
ሃፍቲ መንግስትን ህዝብን ንዝተሓሰቦ ዕላማ ንምውዓል ክስራሕ ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃፍቲ መንግስትን ህዝብን ካብ ግዕዝይና ኣሰራርሓ ተሓልዩ ንዝተሓሰቦ ዕላማ ንክውዕል ምስራሕ የድሊ ኢለን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶ፡፡
መበል 23 ዋና ኦዲተር ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ፌደራልን ክልልን፣ ፌዴራል ከምኡ…
መንሽሮ በሪ ማህፀንን ዘይመሓላለፉ ሕማማትን ንምዕጋት ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ተሰሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ መንሽሮ በሪ ማህፀንን ዘይመሓላለፉ ሕማማትን ንምዕጋት ዝተፈላለዩ ብዙሓት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢሉ ሚኒስትር ጥዕና፡፡
ስልጠና ሰብ ሞያታት ጥዕና፣ ቀረብ መድሓኒትን ዘርፈ ብዙሕ ምላሽ ኣብ ምቕራፍ ከም ሃገር ልዑል ዕብየት እናመዝገበ ምዃኑ…
ዉሕጅ ብምስዓብ ስግኣት ዝፈጥር ዝነበረ ማይ ንሓረስቶት ተረባሕቲ ይገብር ኣሎ- ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ሃላባ ወረዳ ዌራ ዲጆ ጣቢያ ሲንቢጣ ዉሕጅ ብምስዓብ ስግኣት ዝፈጥር ዝነበረ ማይ ንሓረስቶት ተረባሕቲ ይገብር ኣሎ ኢሎም።
ኣብቲ ዞባ ብመስኖ ዝፈሪዩ ዝተመሓየሹ ፍሪያታት…