Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መናእሰይ ኣፍሪካ ንፀገማት እታ ኣህጉር ብምቅላስ ኣብ መፍትሒኦም ከድህቡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣፍሪካ ንፀገማት እታ ኣህጉር ብምቅላስ ኣብ መፍትሒኦም ከድህቡ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣኼባ መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ 2022 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ምስላጥ ጀሚሩ፡፡…
ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንመበል ሓምሻይ ግዘ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ኣጎዓዒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንመበል ሓምሻይ ግዘ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ።
እቶም ሰብኣዊ ሓገዛት፥ ናውቲታት ሕክምና፣ ሓገዝ ምግቢ፣ እታዎታት መሐከሚ ማይን ናውቲታት ገዛን ኢዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ናይጀሪያ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ላዕለዎት ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ናይጀሪያ ኣምሪሑ።
ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ከተማ ኣቡጃ ኣቲዮም።…
ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ኢኳቶርያል ጊኒ ማላቦ ከካይድ ኢዩ።
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 25 ክሳብ 28 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ኣኼባ መራሕቲ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት፥ ኣብ ክልተ ቀንዲ ዛዕባታት ክዝቲ ኢዩ ዝብል…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንመግዝኢ ዘመናዊ ዱኽዒ ዝኸውን ልዕሊ 50 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዘበነ ፍሪያት 2014/15 ዝኸውን መግዝኢ ዘመናዊ ዱኽዒ ዝኸውን ልዕሊ 50 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥ እቲ ባንኪ ብሰንኪ ሕፅረት ዘመናዊ ዱኽዒ ኣብ ዓውዲ…
ማእኸላይ እዚ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ፀላኢ ንምድምሳስ ዘኽእል ወታደራዊ ዓቕሚ ሃኒፁ ኢዩ – ሌ/ጀነራል ዘውዱ በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ እዚ ሃገር ከርዕድ ዝደሊ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ፀላኢ ንምድምሳስ ዘኽእል ወታደራዊ ዓቕሚ ከምዝሃነፀ ዋና ኣዛዚ እቲ እዚ ሌተናል ጀነራል ዘውዱ በላይ ገሊፆም።
ማእኸላይ እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ገፅ መሬት ከጋጥም ዝኽእል ፀላኢ ዓወት ንምዕታርን…
ኣብ ኢትዮጵያ ኣካይዳ ኦፕሬሽን ፀፅታን ድሕንነትን ብዝምልከት ገምጋም ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣካይዳ ኦፕሬሽን ፀፅታን ድሕንነትን ብዝምልከት ገምጋም ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላን ምክትል ኢታማዦር ሹም ጀነራል ኣበባው ታደሰን ከምኡውን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ሰራዊት…
ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ብምትኳር ብምትሕብባር ንምስራሕ ምስ ልኡኻት ኖርዌ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ምስ ለውጢ ከባቢ ኣየር ተተሓሒዙ ብሓባር ንምስራሕ ምስ ልኡኻት ሚኒስትር ለውጢ ኣየርን ከባቢን ኖርዌይ ዘተ ተኻይዱ።
እተን ሚኒስትር ንልኡኽ ሚኒስቴር ለውጢ ኣየርን ከባቢን ኖርዌይ ዝመርሑ ሃንስ…
ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝተመረፁ 36 ሆስፒታላት ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ክትግበሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝተመረፁ 36 ሆስፒታላት ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ከምዝትግበሩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ፥ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታ ኣብ ሆስፒታላት ጥቁር ኣንበሳ፣ ቅዱስ ጳውሎስን ኮሌጅ ሕክምና…
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኮይንና ራኢ ኣህጉራዊ ሓድነት ንምዕዋት ቆራፅነትና ነረጋግፅ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ መዓልቲ ኣፍሪካ እዚ ዓመት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኮይንና ራኢ ኣህጉራዊ ሓድነት ንምዕዋት ቆራፅነትና ነረጋግፅ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር…