Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
“ብኣምባሳደርነት ንዝተሸየሙ ክልተ ጄነራል መኮንናት ኣብ ትካላዊ ለውጢ ልዑል ኣበርክቶ ነይርዎም” – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣምባሳደር ጀኔራል ባጫ ደበሌን ንኣምባሳደር ጀኔራል ሓሰን ኢብራሂም ስነ-ስርዓት ምፍናውን ምስጋናን ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ላዕለዋይ ምክልኻል ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ÷ ክልቲኦም ኣምባሳደር ጄነራላት ቅድሚ ለውጢን…
“ዒድ ሸዋል” ሰበስልጣን ክልል ሃረሪን ዳያስፖራታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክል ሃረሪ ብዝለዓለ ድምቀት ዝኽበር ዒድ ሸዋል ሰበስልጣን ክልል ሃረሪን ዳያስፖራታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ።
እቲ በዓል ሃይማኖታውን ባህላውን ትውፊቱ ብዝሓለወ መልክዑ እዩ ተኸቢሩ።
ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር…
ብሓሶት ሓበሬታን ፕሮፖጋንዳን ትኹረት ማሕበረሰብ ዓለም ንምስሓብ ዝግበር ፃዕሪ ቦታ ከምዘይብሉ መንግስት ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓሶት ሓበሬታን ፕሮፖጋንዳን ትኹረት ማሕበረሰብ ዓለም ንምስሓብ ዝግበር ፃዕሪ ቦታ ከምዘይብሉ መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣፍሊጡ።
ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትኽክለኛ መንነቱ ህዝቢ…
ሓለፍቲ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ደቡብ ይሳለጡ ንዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ኣትክልትን ፍራምረን ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ቕነ ኣብ ማእከል መሰልጠኒ ቡታጅራ ክስልጥኑ ዝቐነዩ ሓለፍቲ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ መስቃን ብሞዴል ሓረስቶት እናለምዐ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ኣትክልትን ፍራምረን ዑደት ገይሮም።
ሓረስቶት እቲ ዞባ ብፍላይ ኣቮካዶ ብምልማዕ…
ንምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ምድላው ሙዚቃን ኪነ ጥበብን ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ምድላው ሙዚቃን ኪነ ጥበብን ክሳለጥ ኢዩ።
ሓላፊ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ኣይተ መስፍን ገዛኸኝ፥ እቲ መርሃ ግብሪ ብምትሕብባር ግራዝማች ኢንተርቴይመንት አስተባባሪነት ከምዝካየድ ገሊፆም።
4 ሚሊየን መፃሕፍቲ…
አብ ልዕሊ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አብ ልዕሊ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ።
ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝርከቡ ወረዳታት ኣቦቴን ወረጃርሶን ብምንቅስቓስ ንብረት እንትዘርፉን ህዝቢ እንተሳቕዩን ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ…
ዘላቒ ስላም ንምምፃእ ሰላማዊ ኣተሓሳስባ ክቕበል ዝኽእል ኣእምሮ ክህሉ ይግባእ-ድምፃዊ ምዑዝ ገ/ስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ተፈጢሩ ዘሎ ዘይምርድዳእ ናብ ውሕሱን ዘላቒ ስላምን ንምምፃእ ንሰላም ድልው ዝኾነ ፖለቲከኛ፣ ህዝቢ፣ ኢሉ እውን ሰላማዊ ኣተሓሳስባ ክቕበል ዝኽእል ኣእምሮ ክህሉ ይግባእ ክብል ድምፃዊ ምዑዝ ገ/ስላሴ ገሊፁ።
ድምፃዊ ምዑዝ ምስ…
ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ዝተተለመሎም እዋን ንክዛዘሙ ኣድላዪ ደገፍ ንምግባር ድልዋት ኢና-ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ከፍለ ከተማ ጨርቂስ ዘለዉ ፕሮጀክትታት 60 መዓልታት ዑደት ገይረን።
እተን ከንቲባ፥ ዓውዲታት ኣገልግሎት፣ ፅባቐ እታ ከተማን ስራሕቲ ሕርሻ ከተማን ዘለውዎ ብርኪ ርእየን።
ኣብቲ…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣካይዶም።
ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣቢይ ኣሕመድ ብዘፈልፈልዎ ሓሳብን ግደ ኣመራርሐኦምን ዝተሃነፁን ዝህነፁ ዘለዉን ፕሮጀክትታት ተዛዋዊሮም ተዓዚቦም።
ኣመራርሓ እታ ከተማ ሓዱሽ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻምናይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ስልጣንን ተግባርን ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ፌዴራል ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ኣዋጅ ቁፅሪ 1263/2014…