Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ብምዕፋን ከም ክልል ኣብ ዝተሸፈነ ባርነት ክትነብር ገይሩ-ኢንጅነር የማነ
ኣዲስ ኣበባ፣11 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ብምዕፋን ከም ክልል ኣብ ዝተሸፈነ ባርነት ክትነብር ገይሩ ኢዩ ክብሉ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ክልል ኣምሓራ ዝኣተዉ ኣባል ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ነበር ምክትል ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን…
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ምስ ዝተመረፁ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብዱልፈታህ ኣብዱላሂ ሃሰን ምስ ዝተመረፁ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ዛዕባታትን ኣድሂቦም ምምይያጦም ተገሊፁ፡፡
ተመራፂ…
ኣብ ወረዳ ኣበርገለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓዘን 12 ጣቢያታት ብዝተወለዐ ለበዳ ህፃናት ንሞት እናተቓልዑ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ብሄረሰብ ምምሕዳር ዋግ ህምራ ወረዳ ኣበርገለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓዘን 12 ጣቢያታት ብዝተወለዐ ለበዳ ህፃናት ንሞት እናተቓልዑ ስለዝኾኑ መንግስቲ ምስ ዓለም ለኸ ዶብ ዘለል ትካላት ሕክምና ብምዝርራብ ቅልጡፍ ምላሽ ንኽህብ ተሓቲቱ።…
ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 20 መስከረም ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም 20 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝጅመር ማሕበር ኣክሲዮን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ምስ እዚ ተተሓሒዙ መስኮት ዝውውር ክረምቲ 1 ሓምለ 2014 ዓ.ም ከምዝጅመር ምግላፁ እውን…
ክልል ኣምሓራ ዝተረጋገአን ዘላቒ ልምዓት ንምስላጥ ዘኽእልን ጥንኩር ስራሕ ምኅባር ሕጊ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ዝተረጋገአን ዘላቒ ልምዓት ንምስላጥ ዘኽእልን ጥንኩር ስራሕ ምኅባር ሕጊ እናተሰርሐ ምዃኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ክልል…
1 ሺሕን 22 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 22 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ትሽዓተ ህፃናትን እንትኾኑ፥ 108 ደቂ ተብዕትዮን…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ተሳናባቲት ሓላፊት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተሳናባቲት ሓላፊት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ተፀዋዒት እቲ ትካል ብምዃን ዘገልገላን ሞሪን ኣቼንግ ተዛቲየን።
እተን ፕሬዚዳንት ልዕሊ ሽዱሽተ ዓማውቲ ዘገልገላ ሞሪን…
ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት ፍርያታውነት ባህሊ ክኸውን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረው ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት መፍረያይነት ባህሊ ክኸውን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዶብ ሰገር ስርዓት ንግዲ ንምስላጥ ዘኽእል ዞባዊ ውሕስና ትራንዚት ጉምሩኽ ንምትግባር ምድላው ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝፈረመቶን ዶብ ሰገር ስርዓት ንግዲ ንምስላጥ ዘኽእል ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ውሕስና ትራንዚት ዞባዊ ጉምሩኽ ንምትግባር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ።
ኣብ ኣተገባብራን ምንነትን ዞባዊ ትራንዚት…
ፈረንሳይ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገራ ዝኣተዉ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ክትምልስ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገራ ዝኣተዉ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ክትምልስ ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ካብ 15 ክሳብ መፈለምታ 20 ክፍለ ዘበን ኣብ ዘለዉ ዓማውቲ ዝተሰርሑ እቶም ሓድጊታት ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ…