Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካብ ፍርያታውነት ወፃእ ምዕባለ ምዕዋት ዝሕሰብ ኣይኮነን – ኣይተ መላኩ ኣለበል
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ፍርያታውነት ወፃእ ምዕባለ ምዕዋት ዝሕሰብ ኣይኮነን” ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
ኣይተ መላኩ ኣለበል ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ምንቅስቓስ ማሕለኻታት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት…
ዶክተር ሊያ ታደሰ ሕማም ጊኒ ዎርም ካብ ኢትዮጵያ ንምጥፋእ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ንምዕዛብ ጋምቤላ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሕማም ጊኒ ዎርም ካብ ኢትዮጵያ ንምጥፋእ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ንምዕዛብ ናብ ክልል ጋምቤላ ኣቲየን።
እተን ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጋምቤላ እንትበፅሓ፥ ብላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ክልል ኣቀባበል…
ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ቴቴ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ቴቴ ውፅታዊ ዘተ ምግባሮም ገሊፆም።
ኣምባሳደር ታየ ምስተን ኣምባሳደር ኣብ…
ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ሻድሻይ ዙር ቀዳማይ ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።
ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ጉባኤ፥ ቃለ ጉባኤ ምፅዳቕ፣ ተወሳኺ በጀት ምፅዳቕን ሓደሽቲ ሽመታትን ከምዘከናውን ትፅቢት ኣሎ፡፡
ፀብፃብ ኣፈፃፅማ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰላምን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ትኹረት ተገይሩ ከምዝስራሕን ህዝቢ ብምስታፍ ከምዝሳለጥን ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሕን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ግምገማ ኣካይዱ።
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብታ ከተማ ዝነበረ ኣፈፃፅማ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ብሓባር ዝገምገመ እንትኸውን፥ ኣብ…
ኣብ መዝገብ ክሲ ነበር መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል 1ይ ተኸሳሲ ህይወቱ ምሕላፉ ስዒቡ ኣብ ካልኦት ተኸሰስቲ ምስክራት ዓቀብቲ ሕጊ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዝገብ ክሲ ነበር መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል 1ይ ተኸሳሲ ሜጀር ጀኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ(ወዲ ነጮ) ህይወቱ ምሕላፉ ስዒቡ ኣብ ካልኦት ተኸሰስቲ ምስክራት ዓቀብቲ ሕጊ ንምስማዕ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ።
ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምድብ ልደታ…
ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ተሳትፎ ኩሎም ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ተሳትፎ ኩሎም ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ሰሙን ሃይማኖት ጉልባብ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተርኣዩ ህውከታትን ገበናትን ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ…
ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሴኔጋል ዳካር ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 54 ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንኢሲኤ) ኣብ ሴኔጋል ዳካር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክካየድ ኢዩ።
እቲ ኣኼባ ካብ 3 ክሳብ 9 ጉንበት 2014 “ናይ ኣፍሪካ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፋይናንስ ምግባር፤…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብትሑት ኣታዊ ዝመሓደሩ ኣባላት ማሕበረሰብ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከባ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝተውፃእፅኡ ብትሑት ኣታዊ ዝመሓደሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዱ።
ኣብቲ እዋን ምክፋል መኣዲ ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ብሓምለዋይ ገደና ኣቢሎም ዝበቖሉ…
ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ትካላት ፋይናንስ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዝፈሸሉ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዓበይቲ ትካላት ፋይናንስ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ከምዝፈሸሉ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ዶክተር ሹመቴ ግዛው፥ ሰላምን ዕቤትን ኢትዮጵያ ብዘይደልዩ ሃገራት ዝሕገዝ ትካል…