Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ንክኽበር ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ንክኽበር ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ንሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሉ።…
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ከቢድ ኩነታት ኮይኑ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝምስገን ኢዩ-ኣይተ ደመቀ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ከቢድ ኩነታት ኮይኑ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝምስገን ኢዩ ኢሎም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ተፀዋዒ ዳይሬክተር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ወልድያ ኣብ ዝርከቡ እዝታት ሰራዊት ምክልኻል ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝመፅእ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ወልድያ ዝርከቡ እዝታት ሰራዊት ምክልኻል ዑደት ኣካይዶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዝመፅእ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ከተማ…
ኣፈላላይ ሃይማኖት ሓፁር ኮይኑና ኣይፈልጥን ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ትማሊ ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ዓብዪ ኢፍጣር ጎደና ብሰላም ንኽጠናቐቕ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊነን።
ከንቲባ ኣዳነች ኣብ መልእኽቲ ምስጋናአን፥ “ኣፈላላይ ሃይማኖት ሓፁር ኮይኑና ኣይፈልጥን” ኢለን።…
ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኩለመዳያዊ ሰላም ንክመፅእ ብጎንፂ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምሕጋዝ ከምዝወሰነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ደው ንምባል እናተሰርሑ ዘለዉ ተግባራትን ስራሕትን ብዝምልከት መግለፂ ሂቦም።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈጠሮ ኵናትን ወራርን ተታሒዞም ቦታታት ከምኡ እውን ብምክንያት…
ድሮ ዒድ ኣል ፈጥር ምስ ህዝቢ ከተማ ወልዲያን ኣብቲ ከባቢ ምስ ዘሎ ሰራዊትን ብምኽባረይ ታሕጓስ ይስመዐኒ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሮ ዒድ ኣል ፈጥር ምስ ህዝቢ ከተማ ወልዲያን ኣብቲ ከባቢ ምስ ዘሎ ሰራዊትን ብምኽባረይ ታሕጓስ ይስመዐኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓሓለፍዎ መልእኽቲ፥ ጀግና ሰራዊትና…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓቢዩ መርሃ ግብሪ ናይ ጎደና ኢፍጣር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓቢዩ መርሃ ግብሪ ናይ ጎደና ኢፍጣር ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ።
ኣውራ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ ስዒቡ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ኢፍጣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት ይሳተፉ ኣለዉ።
ፆም ረመዳን መኽንያት ብምግባር ኣብ…
ሙዋይ ኪባኪ ንኢትዮጵያ ሓቀኛ ፈታዊ ነይሮም – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ ሙዋይ ኪባኪ ተረኺበን፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ሙዋይ ኪባኪ ንኢትዮጵያ ሓቀኛ ፈታዊ ከምዝነበሩ ብተግባር ዘረጋገፁ መራሒ ነይሮም ኢለን፡፡…
1 ሺሕን 148 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 148 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ካብ ሞንጎ እቶም ተመለስቲ 12 ህፃናት እንትኾ፥ 1 ሺሕን 136 ዝኾኑ ድማ ደቂ ተባዕትዮ ኢዮም፡፡
እቶም ተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝን…
ገበን ብኻሊእ ገበን ንምእራም ምፍታን ዘይሕጋዊነት ኢዩ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገበን ብኻሊእ ገበን ንምእራም ምፍታን ዘይሕጋዊነት ኢዩ ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ዞባ ስልጤ ከተማ ወራቤ ኣብ ልዕሊ ኣቢያተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያን ኣብ መምለኺ በቦታ…