Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ህዝቢ ትግራይ ፀገማቱ ንምፍታሕ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ብሕታዊ መፍትሒኡ ሰላማዊ ኣማራፂ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ፀገማቱ ንምፍታሕ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ብሕታዊ መፍትሒኡ ሰላማዊ ኣማራፂ ኢዩ ክብል መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰላም ንምዝዛም ዘኽእሉ…

ኢኮኖሚ ካብ ፅግዕተኝነት ሃገራት ወፃኢ ንምንጋፍ ኣብ ቀፃሊ ጠመተ ዘድሊዮም ዛዕባታት ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ካብ ፅግዕተኝነት ሃገራት ወፃኢ ንምንጋፍ ኣብ ቀፃሊ ጠመተ ዘድሊዮም ዛዕባታት ከምዘለዉ ሰብ ሞያ ኢኮኖሚ ገሊፆም። ሕርሻ ናብ ግዙፍ ሜከናይዜሽን ምቕያር፣ ኢንዱስትሪው ምምዕባልን ዝሓሸ ውፅኢት ከመዝግቡ ኣብ ዝኽእሉ ዓውዲታት…

ብሄራዊ ባንኪ ትካላት ፋይናንስ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዋ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተዛሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ትካላት ፋይናንስ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዋ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይገብር ከምዘሎ ተዛሪቡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትካላት ፋይናንስ ወፃኢ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንክኣትዋ ዘኽአል ፖሊሲ ከምዝተሰናድአ ምግላፆም ይዝከር። ኣብቲ ዛዕባ…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ነቲ ቦርድ ዘቕረቦ ሕቶ ምውዳብ ህዝበ ውሳነ ብዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ነቲ ቦርድ ብቑፅሪ ፌደም/ፈ/5/807 12 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ብዝፀሓፎ ደብዳበ ዘቕረቦ ሕቶ ምውዳብ ህዝበ ውሳነ ብዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ትሕዝቶ እቲ ሕቶ፥ ኣብ ክልል ደቡብ ዝርከባ…

ኣብ 2014 ዓ.ም መዐደጊ ናውቲታት ሕክምና ዝኸውን ልዕሊ 42 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2014 ዓ.ም ንመዐደጊ ናውቲታት ሕክምናን መድሓኒትን ዝኸውን ልዕሊ 42 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ንግዲ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ፥ ኣብ መድረኽ ገምጋም ቆፀራ እታዎታት ሕክምናን ተረኺቦም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥…

ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ብዘይተረጋገፁ ሓበሬታታትን ቤላቤሎን ምውዛዕ ብህፁፅ ደው ክብል ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ብዘይተረጋገፁ ሓበሬታታትን ቤላቤሎን ምውዛዕ ብህፁፅ ደው ክብል ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ተሳትፎን ደገፍን ህዝቢ ጠንካራ ምዃን፣ ሰራዊት ምክልኻል ልኡላውነት ሃገር…

ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ መደባት 2014ን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ መደባት 2014ን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ÷ እቲ  ፓርቲ ነዚ እዋን ዝምጥን ውዳበ ንምፍጣር ዝግበር ዘሎ ምንቅስቓስ…

ኣብ ድሬዳዋ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረይን መከፋፈልን ኦክስጂን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ድሬዳዋ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረይን መከፋፈልን ኦክስጂን ተመሪቑ። እቲ ፋብሪካ ብኢንዱስትሪያል ኮምፕሌክስ የኣብስራ ዝተሃንፀ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይተ ከድር ጁሃር፣ በዓል ዋና እቲ…

ዕዳጋ በዓላት ዝቆፃፅር ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ በዓላት ብምዝማድ ዕዳጋ በዓላት ዝቆፃፅር ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ። እቲ ካብ ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ዝተውፃእፀአ ግብረ ሓይሊ፥ ናህሪ ዋጋ ከምዘቆፃፀር ኣፍሊጡ። ዕላማ ምጥያሽ እቲ ገብረ ሓይሊ፥ ሸቐጣት፣ ፍሪያታት ፋብሪካ፣…

ማሕበራዊ ሚዲያ ርክብ ህዝቢ ኣብ ምጥንኻር ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያ ህንፀት ሃገርን ርክብ ህዝቢን ኣብ ምጥንኻር ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ታዬ ደንደኣ፥ ብስምዒትን ሓላፍነት ብዝጎደሎምን ተረባሕተ ሚዲያ ምኽኒያት ብዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ጉድኣት…