Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዩንቨርስቲ ጎንደር ን20 ዓመታት ተቛሪፁ ዝነበረን ኣብ ኣናእሽቱ ቀዳዳታት ጥራሕ ዝህቦም ሕክምና ውሽጢ ኣካል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዩንቨርስቲ ጎንደር ን20 ዓመታት ተቛሪፁ ዝነበረን ኣብ ኣናእሽቱ ቀዳዳታት ጥራሕ ዝህቦም ሕክምና ውሽጢ ኣካል ጀሚሩ። እቲ ሕክምና ከብዲ ከይተጠብሐ ብኣኣእሽቱ ቀዳዳታት ጥራሕ ዝወሃብ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ እስራኤል…

ነበርቲ እታ ከተማ ሕቶ ሰላምን ፀፅታን ንምምላስ ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ሰላምን ፀፅታን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምምላስ ብቐረባ ከታተል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ምእታዉ ተገሊፁ። መንግስቲ ፀገም ህዝቢ ንምፍታሕ ምስ ህዝቢ ልዝብ ንኽግበር ብዘቐመጦ ኣንፈት መሰረት ብምግባር ህዝቢ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን…

ሀገራዊ ዓውደ መፅናዕቲ ማዕቐፍ ልምዓት ስፓሽያል ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ክፍሊ ስራሕ ልምዓት ከተማ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር ሀገራዊ ዓውደ መፅናዕቲ ማዕቐፍ ልምዓት ስፓሽያል ጀሚሩ። ኣብቲ ዓውደ መፅናዕቲ፥ ካብ ቢሮታት ትካላት ፕላንን ልምዓትን ክልላት፣…

348 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 348 ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኩሎም ኣወዳት ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። መንግስቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ…

ኣብ ውሽጢ ኲናትን ጎንፂን ኮይኖም ተፈቲኖም ተባሂሎም ዝተፈለዩን መሕለፊ ውፅኢት 12 ክፍሊ ዘየምፅኡን ተምሃሮ ኣብዚ ዓመት ክፍተኑ ኢዮም – ሚኒስቴር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ውሽጢ ኲናትን ጎንፂን ኮይኖም ተፈቲኖም ተባሂሎም ዝተፈለዩን መሕለፊ ውፅኢት 12 ክፍሊ ዘየምፅኡን ተምሃሮ ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝወሃብ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ከም ስሩዕ ተምሃሮ ኮይኖም ክፍተኑ ከምዝኽእሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር…

ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ለኡኽ ኢትዮጵያ ዋሸንግተን ዲሲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ለኡኽ ኢትዮጵያ ዋሸንግተን ዲሲ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝካየድ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ንምስታፍ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…

ሕረተሰብ ተሳታፊ ምግባር ንምርግጋፅ ሰላም ኣድላዪ ኢዩ – ዶክተር ቀነኣ ያደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይተሳትፎ ህዝቢ ሰላም ምርግጋፅ ስለዘይከኣል ሕረተሰብ ተሳታፊ ምግባር ንምርግጋፅ ሰላም ኣድላዪ ከምዝኾነ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፂም። ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ምስ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ብምትሕብባር…

ኢትዮጵያ ንእተሰናድኦ ኩለ መዳይ ፍሉይ ፖሊስን ስትራቴጂን ዞባ ኢኮኖሚ እታዎት ዝኸውን ዑደት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንእተሰናድኦ ኩለ መዳይ ፍሉይ ፖሊስን ስትራቴጂን ዞባ ኢኮኖሚ እታዎት ዝኸውን ዑደት ኣብ ተርኪ ተኻይዱ። ካብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮን ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ተርኪ ኣብ ዝርከብ…

ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ 3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ 3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣሜሪካ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ። ኣብ ፊት ንፊት ዋይት ሃውስ ዝተኻየደ ሰልፊ “ማዕቐብ ቀታሊ ኢዩ፣ ፀረ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ኣሜሪካን ዝኾኑ ረቀቕቲ ሕጊታት ንቃወም፣…

ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ሞዴል ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተፕራይዛት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ሞዴል ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተፕራይዛት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ተጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን 181 ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተርፕራይዛት፣ 10 ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ…