Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሃገር ኣብ ፅኑዕ ሰረት ምንባር ሓላፍነት እዚ ትውልዲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕልሚን ባህጊን ኣቦታትና ብምብሳር ሃገር ኣብ ፅኑዕ ሰረት ምንባር ሓላፍነት እዚ ትውልዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምጅማር 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ፕሮቶኮል መሰል ደቂኣንስትዮ ኣፍሪካ ኣብ መላእ ኣፍሪካ ክትግበር ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮቶኮል መሰል ደቂኣንስትዮ ኣፍሪካ ብመላእ ኣፍሪካውያን ደቂኣንስትዮ ክትግበር ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ትዊተር ሒሳበን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ ኣብ ኣፍሪካ መሰል ደቂኣንስትዮ ትኹረት ጌሩ…

ምዝገባ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ክሳብ 13 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃብዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምዝገባ…

ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምጅማር 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ሎሚ ዝጅመር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዩኒት 9 ኢዩ። 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ዘኽእል ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…

ኩባንያ ዎዳ ሜታልስ ናብ ኢንደስትሪ ፓርክ ንኸዓቢ ስምምነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኩባንያ ዎዳ ሜታልስ ናብ ኢንደስትሪ ፓርክ ንኸዓቢ ዘኽእሎ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት÷ ኩባንያ ዎዳ ሜታልስ ኣብ ከተማ ሰበታ ሕዚ ዝርከበሉ 18 ነጥቢ 9 ሄክታር መሬት ትሕዝቶ ናብ 100 ሄክታር…

1 ሺሕን 19 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 19 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…

ኣብ ጋምቤላ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ክልል ጋምቤላ ኣብቲ ክልል ዝረአዩ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ልዝብ ይካየድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡመድ ኡጁሉ÷ ውዳበ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ታሐተዎት ኣቢያተ ምኅሪ ፀፅታን ብግቡእ ምጥንኻር ኣብ…

ምርምር ድሕንነት ሳይቨር ንምስላጥ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርምር ድሕንነት ሳይቨር ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ሞንጎ ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታን ሸሞንተ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያን ስምምዕነት ተፈሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ክታም ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ቀፃሊ ድሕንነት ሳይቨር ሃገር ብምሕላው ከምኡ እውን ወለዶ…

ስምምዕነት ልቓሕን ሓገዝን 165 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ስምምዕነት ልቓሕን ሓገዝን 165 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ምዕራቕ መሬት ብምንካይ መፍረያይነት ንመውሳኽ ዝውዕለ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝርከባ 170…

ክልል ደቡብ ምዕራብ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ትልሚ በጀት 2015 ዓ.ም ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ በጀት ዓመት 11 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ኢዩ ኣፅዲቑ። ሓላፊት ቢሮ ፋይናንስን ልምዓት ኢኮኖሚን ወይዘሮ ወሰነች ቶማስ÷ እቲ ባጀት ኢኮኖሚያዊ ለውጢ…