Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብኣተሓባባራይነት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ በፂሐን
አዲስ አበባ ፣ ሚያዝያ 7 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባባራይነት ኣብ ትሕቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝንቀሳቐስ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ በፂሐን።
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓሮ፥ 50 ሓገዝ ዝፀዓናን ነዳዲ ዝሓዛ ቦቴታትን…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ፍርያታውነት ስርናይ ንምድንፋዕ ዝግበር ልዑል ፃዕሪ ይንእድ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ፍርያታውነት ስርናይ ንምድንፋዕ ዝግበር ልዑል ፃዕሪ ዝነኣድ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ሰያዳብርን ዋዩን ብመስኖ እናለምዐ ኣብ ዝርከብ…
መንግስቲ ብኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ኣቢሉ ዝካየድ ፃዕሪ ሰላምይድግፍ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኢትዮጵያ ብፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኦሊሴጉን ኣቢሉ ዝካየድ ፃዕሪ ሰላም ከምትድግፍ ኣረጋጊፆም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ሰላምን…
1 ሺሕን 245ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 245ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት እተን 686 ደቂ ኣንስትዮ፣ 368 ደቂ ተባዕትዮን 191 ሕፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ንተመለስቲ ዜጋታት…
ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 894 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 894 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሻፊ ዑመር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ በዓል መዚ ካብ ፍርያት…
ህፃን ቆልዓ ሕሙም ኩሊት ብምምሳል እናለመኑ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፃን ቆልዓ ሕሙም ኩሊት ብምምሳል እናለመኑ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ክፍለ ከተማ ጉለሌ ኣፍሊጡ።
ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ዘለዉ ወዲ 10 ዓመት ህጻን ሕሙም ኩሊት…
ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት 9 ኣዋርሕ ቤት ዕዮ ሚኒስትራት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት 9 ኣዋርሕ ቤት ዕዮ ሚኒስትራት ፌዴራል ኣብ ዝተመረፁ ጉዳያት ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ሚኒስትር ዲኤታ ዘዘፈር ገምጋምን ክትትልን ወ/ሮ ጥሩማር ኣባተ ኣብ ዝመርሐኦ እቲ ገምጋም ኣፈፃፅማ በጀት፥…
ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር 247 ዕጡቓት ጉህዴን ኢዶም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ዳንጉር 247 ዕጡቓት ጉህዴን ኢዶም ከምዝሃቡ ኮማንድ ፖስት ወረዳ ዳንጉር ኣፍሊጡ።
ኣብታ ወረዳ ሉእኽቶ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተቐቢሎም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ 247 ዕጡቓት ጉህዴን ንሓይሊታት ፀፅታ ብሰላማዊ መገዲ ኢድ ዝሃቡ…
ኣብ ክልል ከተማታት ንዝተፈላለዩ ጉዳያት ብዘይደረሰይ ዝእከብ ገንዘብ ሕብረተሰብ እናማረረ ከምዝኾ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ከተማታት ብዝተፈላለዩ ስያመታት ብኣካላት መንግስቲ ብዘይደረሰይ ዝእከብ ገንዘብ ሕብረተሰብ እናማረረ ከምዝኾ ተሓቢሩ።
ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ርኢቶኦም ዝሃቡ ነበረርቲ ሻሸመኔ፣ ጅማን ካልኦት ክልላትን፥ ንልምዓት ከባቢ፣ ንሰራዊት…
ሚኒስቴር ሕርሻ ተፈጥሮኣዊ ዱኽዒ ብምስፋሕ ንምጥቃም ብዝተጠናኸረ መልክዑ ከምዝሰርሕ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኣብ ረብሓ ዝውዕሉ ተፈጥሮኣወዊ ዱኽዒን “ዘርሚ” ዝተብሃለ ኮምፖስትን ብስፍሓት ንምጥቃም ስራሕቲ ከምዝተጀመሩ ሚነሲቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ምምሕያሽ ልምዓት ሓመድ ተፈራ ሰሎሞን…