Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ባጫ ደበሌ ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ብምዃን ዝተሸሙ ኣምባሳደር ባጫ ደበሌ ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ ኣቕሪቦም።
እቶም ኣምባሳደር ደብዳበ ሽመቶም ኣብ ዘቕረቡሉ እዋን፥ ነዊሕ ዓመታት ዘቑፀረን ብዓል ብዙሕ ዓውዲ ዝዀነን ርክብ…
ዓውዲ ሕርሻ ካብ መፍረዪ ኢንዲስትሪ፣ ንግዲ ወፃእን ዜጋታትን እናዓበየ ዝመፀ ድሌት ንምምላእ ሰፊሕ ስራሕ ትፅቢት ይግበሮ- ኣይተ ዑመር ሑሴን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ካብ መፍረዪ ኢንዲስትሪ፣ ንግዲ ወፃእን ዜጋታትን እናዓበየ ዝመፀ ድሌት ንምምላእ ሰፊሕ ስራሕ ትፅቢት ይግበሮ ክብሉ ኣይተ ዑመር ሑሴን ገሊፆም፡፡
ሚኒስትሪ ሕርሻ ምስ ቢሮ ሕርሻ ክልል ብምዃን ኣብ ኣፈፃፅማ ዝተዛዘመ በጀት ዓመትን ትልሚ…
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዘህነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዘህነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ተመጀሪቑ።
ኣብ 450 ካሬ ሜትሮ ዝዓረፈ እቲ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ በዓል 8 ደብሪ እንትኸውን÷ እዋኑ ዝበፅሖ ናይ ሬድዮ ስቱዲዮ…
ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ደገፍ ክውዕል ዝነበረ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ክልል ትግራይ ክኣቱ ዝነበረ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ተታሒዙ።
ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ ፤እቲ ዝተታሓዘ ገንዘብ ብሕብረተሰብ ጥቆማን ብፖሊስ ክትትልን 25 ሓምለ 2014 ዓ/ም ኣብ ክልል…
24 ኣመራርሓታት ኣልሸባብ ሓዊሱ ልዕሊ 800 ተዋጋእቲ እቲ ጉጅለ ተደምሲሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀፅታ ብዝወሰዶ ስጉምቲ ክሳብ ሕዚ ብዘሎ ከይዲ 24 ኣመራርሓታት ኣልሸባብ ሓዊሱ ልዕሊ 800 ተዋጋእቲ እቲ ጉጅለ ከምዝተደምሰሱ ግዚያዊ ኮማንድ ፖስት ፀፅታ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ምውፋር ሓይሊ ምክልኻልን መተሓባበሪ እቲ ኮማንድ ፖስትን ሜጀር ጄነራል…
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ።
ኣብ 450 ካሬ ሜትሮ ዝዓረፈ እቲ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ በዓል 8 ደብሪ እንትኸውን÷ እዋኑ ዝበፅሖ ናይ…
ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝበረ ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ከሕብረተሰብን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝበረ ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብ ምሓዙ ኣፍሊጡ።
ብዝተኻየደ ወፍሪ 27 ሺሕ 491 ዶላር ኣሜሪካ፣…
ምንዋሕ እዋን ስግግር ደቡብ ሱዳን ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝምልከቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ምንዋሕ እዋን ስግግር ደቡብ ሱዳን ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝምልከቶ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ደቡብ ሱዳን ናይ ስግግር እዋን ንተወሳኺ 24 ኣዋርሕ ኣናዊሓ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ…
1 ሺሕን 76 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 76 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 5 ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ተመለስቲ ግቡእ…
ዝተፈላለያ ትካላት ኣካል ራብዓይ ሓምለዋይ ኣሰር ዝኾነ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጥምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ከምኡ እውን ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም፡፡
ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጥምህርቲ÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣምቦ ቀፅ ወሊሶ መርሃ ግብሪ…