Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጣልያን ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ጉጅለ ልኡኾምን ሮም ጣሊያን ኣትዮም። ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጂዮርጂያ ሜሎኒ ከምዝዛተዮ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።

ጉድለታት ፈፀምቲን ነጋዶን ብምትሕብባር ንምእራም ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ተረዳዲእና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሓድሓደ ፈፀምቲን ነጋዶን ዝረኣዩ ጉድለታት ሰነ ምግባር ብምትሕብባር ንእራም ምስ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ኣብ ምርድዳእ ምብፅሑ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ምስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንግዲ…

ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ናይ ምውዳብ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ኣዲስ ኣባበባ ብዓቕሚ ሰብን ዘመኑ ዝጠልቦ ቴክኖሎጂ ናይ ምውዳብ ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ከንቲባ ኣዳነ ኣቤቤ ገሊፀን። መዓልቲ ሓደጋን ሓዊን “ካብ ሓደጋ ስግኣት ዝተሓለወ ልምዓት ከተማ ዝኽፈል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ካቴድራል ኖትረዳም ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ዶ/ር) ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ካቴድራል ኖትረዳም ዑደት ገይሮም። እቲ ዑደት ቅርሲ ኣብ ምሕላው ባህላዊን ዓለም ለኸ ዋጋ ዘመላኸተን ንኢትዮጵያ ትርጉም ዘለዎ ትምህርቲ ዝሃበ ምዃኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣፍሪካ ርእሳ ንምኽኣል ዝሓዘቶም ሸቶታት ንኽዕወቱ ኣህጉራዊ ምትሕብባር ምጥንኻር

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ብኹሉ መዳይ ርእሳ ንምኽኣል ዝሓዘቶም ሸቶታት ንኽዕወቱ ኣህጉራዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሃደራ ኣበራ ገሊፆም። ነበር ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ናይ ሕዚ ሕብረት ኣፍሪካ…

ምፍርራም ስምምዕነት ኢትዮጵያን ብራዚልን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ብሓባር ንምስራሕ ክልተኣዊ ስምምዕነት ከምዝተፈራረማ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ ገሊፀን፡፡ ኢትዮጵያ ተሞክሮኣ ዘካፈለትሉ ካልኣይ ጉባኤ ውሕስና ምግቢ፣ ጥሜት ምክልኻልን ልምዓት ገፀርን…

ንክልል ትግራይ ናብ ጎንፂ ንምእታው ዝፅዕሩ ሒደት ነበር ኣመራርሓን ኣባላትን ህወሓት ህዝቢ የኣኽለኩም ክብሎም ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንክልል ትግራይ ዳግም ናብ ጎንፂ ንምእታው ዝፅዕሩ ሒደት ነበር ኣመራርሓን ኣባላትን ህወሓት ህዝቢ ብሓባር የኣኽለኩም ክብሎም ከምዝግባእ ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ረዳን ሚኒስትር…

ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ምስ መሰል ትካላት ክንሰርሕ ኢና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ብፈጠራን ቴክኖሎጂን ዝተሓገዘ ስራሕ ንምትግባር ዝጀመረት ኢትዮጵያ ምስ መሰል ትካላት ናይ ምስራሕ መምርሒ ከምትኽተል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ኣብ…

ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2017 ልዕሊ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2017 ልዕሊ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተሰናደአ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ሓምለዋይ ኣሰር ዝተጎድአ መሬት ዳግም ንኽግርብ፣ ጠሊ መሬት ንኽውስኽ፣ መጠን ማያዊ ኣካላት ንኽውስኽ ከምዝገበረ ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ…

ኢኖቬሽን ብምጥቃም ህንፀት ዘመናዊ ሰራዊት ክነሳልጥ ትፅቢት ይግበር- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓቕሚታት ኢንተርፕሪነርሺፕን ኢኖቬሽን ተጠቒምና ህንፀት ዘመናዊ ሰራዊት ምስላጥ ትፅቢት ይግበር ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ መርሃ ግብሪ ምስረታ ምክልኻል ማእኸል…