Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተጀመሩ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ ብምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 2018 በጀት ዓመት ናይ 6 ኣዋርሕ ገምጋም…
”ስርዓት ዕርቂ እንደርታ”
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕርቂ እንደርታ ካፍቶም ብጣዕሚ ብርክት ልበሉ ስርዓተ ክብርታት ማሕበረሰብ 70 እንደርታ ሓደ እዩ።
ዕርቂ እንደርታ መማረፂ ኣልቦ ዘላቂ ሰላም፥ ስርዓት ፍትሒ እዩ።
ልምስምማዕ፥ ልምምኽኻር፥ ልሰላም ምንም ዓይነት ቅድመ…
ፍርያት ካብ ውሽጢ ሃገር ሓሊፉ ብፅሬት ናብ ዕዳጋ ዓለም ንምቕራብ እናተሰርሐ ይርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፍርያት ካብ ውሽጢ ሃገር ሓሊፉ ብፅሬት ናብ ዕዳጋ ዓለም ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ ኢለን።
ብ1 ነጥቢ 75 ቢሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ዝተሃነፀ ኣትክልቲን ፍረምረን ዓብዪ መኽዚን…
ሓይሊ ኣየር ብዝወገኖም ተግባራት ሪፎርም ኣብ ርኡይ መገዲ ለውጢ ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብዝወገኖም ተግባራት ሪፎርም ኣብ ርኡይ መገዲ ለውጢ ይርከብ ኢሎም።
እቲ ሓይሊ ኣየር ንሰለስተ ዓመታት ዝሰልጠኑ ኣብረርቲ፣ ሕፁያት መኮንናትን ቴክኒሻናትን…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 320 ቢሊየን ብር ልቓሕ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዘበኑ ዝጠልቦም ቴክኖሎጂታት ብምትግባር ንዓማዊሉ ቅልጡፍን ዘተኣማምንን ኣገልግሎት እናሃብኩ ይርከብ ኢሉ።
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ቅነ ኣገልግሎት ዓማዊል ኣካይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ገንዘብን…
ሃገራዊ ኣጀንዳ እንታይ ዓይነት ቅርፂ ክህልዎ ይኽእል?
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብኣዋጅ ቁፅሪ 1265/2014 ምጥያሹ ዝዝከር ኢዩ፡፡
ኣብ መእተዊ እቲ ኣዋጅ ኣብ ሃገርና ኢትዮጵያ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ ፓለቲካን ሓሳብን መራሕቲ ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣዚዩ መሰረታዊ ኣብ ዝኾኑ…
ከተማታት ውቁባትን ንነበርተን ምቹኣትን ንምግባር ዘኽኣለ ልምዓት ኮሪደር
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ከተማታት ብሩህ ተስፋ ዘድምቑ ዓበይቲ ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም።
ካብ መንጎ እቶም ዓወታት ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፍልፍል ሓሳብ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ብቐዳምነት ይፅራሕ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ኢትዮጵያ ቫይረስን ማርበርግ ምቁፅፃር ምኽኣላ ለበዳ ናይ ምክልኻል ዓቕማ ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ቫይረስን ማርበርግ ዝተቖፃፀረትሉ መገዲ ሃንደበታዊ ዝርገሐ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕማ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፡፡
ሃንደበታዊ ሓደጋ ጥዕና ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዓወታት ቅልጡፍ ምላሽ ኣመራርሓን ሕማም ቫይረስ…
13 ቢሊየን ብር ዝግመት ኣገልግሎት ወለንታ ተበርኪቱ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ መሓዙት ልምዓትን ህዝቢን ንምምህዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 13 ቢሊየን ብር ዝግመት ኣገልግሎት ወለንታ ተበርኪቱ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ “ብትግሃት ንኣዲስ ኣበባ ናብ ዝለዓለ ዓወት!” ብዝብል መሪሕ…
ድርድር አንትካየድ ክሕሰብ ዝግበኦ ንሃገር ዘለዎ ረብሓ ኢዩ- ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድርድር አንትካየድ ክሕሰብ ዝግበኦ ንሃገር ዘለዎ ረብሓ ኢዩ ኢሎም ተመራማሪ ሃይድሮ ፖለቲክስን ተደራዳሪ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር)።
ያዕቆብ ኣርሳኖ (ፕ/ር) ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ብሄራዊ ረብሓ ሃገር…