Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ማዕቐብ ፀገም ኣብ ዘጋጠመን ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት ዝጉድእ ኢዩ-ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐብ ሰብኣዊ ቅልውላው የበኣእስ፤ ፀገም ኣብ ዘጋጠመን ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት ዝጉድእ ኢዩ ክብል ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛሪቡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ደው ናይ ምባል ውሳነ ምውሳኑ በእወንታ ከምዝርእዮ…

ብፀገም ፀፅታን ቀረብ ሓይሊን ስራሕ ዘቋረፁ 2 ሺሕ ዝኾኖኑ ኢንተርፕራይዛት ስራሕ ንምጅማረ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብፀገም ፀፅታን ቀረብ ሓይሊን ስራሕ ዘቋረፁ 1 ሺሕ 929 ኢንተርፕራይዛት ስራሕ ንምጅማረ ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈጻፅማ ስራሕ ዝሓለፉ…

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዋግህምራ ንዝርከቡ ተመዛበልቲን ትካላትን ንምጥያሽ ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ብኲናት ዝዓነዉ ትካላት ንምጥያሽን ተመዛበልቲ ወገናት ንምሕጋዝን ዝውዕል 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዩኒቨርሲቲ ወሎን ወልድያን ሓዊሱ ኣብ ሰሜን ወሎ ዋግህምራ ንዝርከቡ ትካላትን…

ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝኣተዉ ዜጋታት ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ወሎ ንዝኣተዉ ዜጋታት ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ይግበር ከምዘሎ ብሄራዊ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብቲ ዞባ ወረዳ ዞን ሃብሩ ልዕል 88 ሺሕ ዜጋታት ምሓዝ…

ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ትካላትን ሰብ ሞያን ጥዕና ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ወፍሪ ሀልውና ንዝተሳተፉ ትካላትን ሰብ ሞያን ጥዕና ኣፍልጦ ተዋሂቡ። እቲ መርሃ ግብሪ ምስጋና ዝተኻየደ፥ ኣብ ዓለም ለኸ ሰሙን ጥዕና ሰራሕተኛታት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝተኸበረሉ እዋን ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር…

ኣብ ስትራቴጂ ምክልኻል ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣባላት መተሓባበሪን ማኔጅመንትን ኣብ ስትራቴጂ ምክልኻል ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ እዋን ዘተ ዝተረኸቡ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጠሩ ጎንፂት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ድሕንነት ህዝቢ ብምርግጋፅ ልምዓት ምቕፃል ንክከኣል ብዝተወደበ ትልሚ ክንምራሕ ኣለና-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ድሕንነት ህዝቢ ብምርግጋፅ ልምዓት ምቕፃል ንክከኣል ብዝተወደበ ትልሚ ክንምራሕ ኣለና ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ዓመተ 2014 ኣብ ኣዳራሽ ኣባገዳ…

ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ምምላሶም ቀፂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ብዝተገበረ ቀዳማይ በረራ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ህፃናት ካብ ስዑድ ዓረብ ክምለሱ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ደቂኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። መንግስቲ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ብምምላስ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ንኅረኽቡ እናገበረ ከምዝኾነ…

ኣብ ቤልጂም ዝርከቡ ሰብሃፍቲ ኣብ ዘፈር ፋርማሲዩቲካል ንኽሰሳተፉ ተፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤልጂም ዝርከቡ ሰብሃፍቲን ኣብ ዘፈር ፋርማሲዩቲካል ዝተዋፈሩ ኩባኒያታትን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ንኽሰሳተፉ ዝዓለመ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም ሂሩት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ፀገም ይፈጥር ኣሎ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ፀገም ይፈጥር ኣሎ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ ንሓገዝን ሰላምን…