Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተመያይጠን።
እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ሓለዋ ማሕበራዊ ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዮ፣ ህፃናት፣ መናእሰይ፣ ጉድኣት ኣካል፣ ኣረጋውያን፣ ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን…
“ዩኔስኮ“ ኢትዮጵያ ንእተሰናድኦ ዓለም ለኸ ምሕደራ መርብ ሓበሬታ ሓዊሱ ዝተፍላለዩ ስራሕቲ ከምዝድግፍ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ሳይንስ፣ ትምህርቲን ባህሊን (ዩኔስኮ) ኢትዮጵያ ንእተሰናድኦ ዓለም ለኸ ምሕደራ መርብ ሓበሬታ ሓዊሱ ዝተፍላለዩ ስራሕቲ ከምዝድግፍ ገሊፁ።
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ ዳይሬክተር ተወካሊ…
ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ÷ ሓገዝ መንግስቲ እቲ ክልል ብኣብነት ዝፅራሕ ከምዝኾነ ገሊፆም።
ንሰራዊት ምክልኻል 5 ቢሊየን ብር ሓገዝ ንምእካብ…
ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝተፈፀሙ ገበናት ጠሚቱ ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ምርመራ ብኣብዝሓ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝተፈፀሙ ገበናት ጠሚቱ ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ምርመራ ብኣብዝሓ ተዛዚሙ።
ኣብ ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ብዘጋጠመ ጎንፂ ምስ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ብምዝማድ ዝተፈፀሙ ገበናት ምስ ምፅራይ፣ ተጎዳእቲ ምስ ምሕላውን ምድጋፍን…
ሚዲያታት ሃገርና ተወዳዳራይነቶም ዘዕብዩ ናይወፃኢ ተሞክሮ ንኽረኽቡ ከምዝሰርሕ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚዲያታት ሃገርና ተወዳዳራይነቶም ዘዕብዩ ናይወፃኢ ተሞክሮ ንኽረኽቡ ከምዝሰርሕ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልዩ ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር እዚ ዝበሉ ኣመራርሓታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ኳታር ዶሃ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…
ህንዲ ኣብ ተለዋጢት ኣባልነታ ኢትዮጵያን ብዝምልከት ዘርአየቶ ቅዋም ዝነኣድ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተለዋጢት ኣባል ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ኢትዮጵያን ብዝምልከት ዘርአየቶ ዘይሻራዊ ቅዋም ኢትዮጵያ ንኢዳ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር…
ሩሲያ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ብናፃ ንኣፍሪካ ክተቕርብ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ እናማዕበላ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪካ ብኣሽሓት ቶን ዝቑፀር ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ) ከምተቕርብ ተገሊፁ፡፡
ኣፍራዪ መዓድንን መዳበርያ ፓታሽን ሩሲያ ዝኾነ ዩራልቼም÷ እቶም ፍርያት ንሃገራት ኣፍሪካ ብናፃ ንምቕራብ ከምዝወሰነ ዋና ፈጻሚ…
ኣብ ገበን ተንከፍ ዝኾኑ ጉዳያት ዝኣተዉ ህፃናት ዝፀንሑሉ ማእኸል መፅንሒን ተሃድሶን ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድመኦም ትሕቲ 18 ዓመት ኮይኑ ኣብ ገበን ተንከፍ ዝኾኑ ጉዳያት ተሳቲፎም ዝተረኸቡ ህፃናትን ሰገናትን ዝህነፁሉ ማእኸል ቤት ህንፀት ብልዕሊ 450 ሚሊየን ብር ወፃኢ ተሃኒፁ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…
ባንኪ ዓለም ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮም ምትሕብባራትን ሓገዛትን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲየን።
ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትምህርቲ ንኹሉ ክባፃሕ ከምዝግባእ ኣብ መድረኽ ዓለም ተዛሪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትምህርቲ ንኹሉ ክባፃሕ ከምዝግባእ ኣብ መድረኽ ዓለም ተዛሪበን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ለውጢ ትምህርቲ ኣብ ዝመክር ጉባኤ ብቨርችዋል ኢንተርኔት መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
ኣብ መልእኽተን፥ ንናይ ሓባር ተረባሕነት…