Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፎረም ቢዝነስ ኣውሮፓ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኣውሮፓ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣቦ መንበር እቲ ፎረም ሚስተር ቤን ዲፓራትሬ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ሰመሬታ ሰዋሰው ፀብፃብ ስራሕ 2021 እቲ ትካል ዕላዊ ኣብ ዝገበርሉ እዋን ኢዩ ክቲ…

ስራሕቲ ምትሕብባር ልምዓት ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዝምልከት ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ )ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ስራሕቲ ምትሕብባር ልምዓት ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዝምልከት ዘተ ከምዝገበሩ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ምስ ጉዳይ ኣፈፃሚት ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ጃኮብሰንን ሓላፊ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህወሓት ኣብ ወልቃይት ፀገደን ፀለምትን ጅምላዊ ቅትለትን ገበን ዘርኢ ምጥፋእን ከምዝፈፀመ ናይ ጎንደር ዩንቨርስቲ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህወሓት ኣብ ወልቃይት ፀገደን ፀለምትን ጅምላዊ ቅትለትን ገበን ዘርኢ ምጥፋእን ከምዝፈፀመ ናይ ጎንደር ዩንቨርስቲ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ። 21 ኣባላት እቲ ዩንቨርስቲ ብዘለውዎ ጉጅለ ብዝተገበረ መፅናዕቲ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ዓዲ” ንዝጓዓዙ 20 ሚኢታዊ ቅናሽ ገይሩ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ዓዲ” ንዝጓዓዙ 20 ሚኢታዊ ቅናሽ ገይሩ። እቶም “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ውሽጢ ዓዲ” ዘብል ሃገራዊ ፃውዒት በምቕባል ናብ ኢትዮጵያ ዝመፁ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ…

ኣርባዕተ ኢትዮጵያዊያን ዳያኑ ደቂ ኣኒስቲዮ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ምፅራይ ፅዋዕ ዋንጫ ክመርሓ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣርባዕተ ኢትዮጵያዊያን ዳያኑ ደቂ ኣኒስቲዮ ዓለም ለኸ ምፅራይ ፅዋዕ ዋንጫ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ክመርሓ ኢየን። ህንዲ ኣብ እተዳልዎ እቲ ፀወታ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዓለም ለኸ ምፅራይ ፅዋዕ ዋንጫ ፀወታ ትሕቲ 17…

ኣብ ፀፅታን ድሕንነትን ክልል ኦሮሚያ ዘድሃበ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀፅታን ድሕንነትን ክልል ኦሮሚያ ዘድሃበ ዘተ መስ ኣካላት ፀፅታ ይካየድ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ሰዓዳ ኣብዱረህማን፥ ኣብቲ ክልል ፀፅታ ንምርግጋፅን ስግኣት ህዝቢ ዝኾነ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ንምውጋድን ይስራሕ ኣሎ ክብላ ኣብቲ መድረኽ ዘተ…

ዩ ኤስ ኤይድ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ንሰለስተ ሃገራት ሓገዝ 114 ሚሊየን ዶላር ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤይድ) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ መስ ዘጋጠመ ድርቂ ብዝተዛመደ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ንሰለስተ ሃገራት ተወሳኺ ሓገዝ 114 ሚሊየን ዶላር ገይራ። እቲ ድጋፍ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ብዘጋጠመ ደርቂ ነዝተጎድኡ…

ንኣባላት ቦርድ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሹመት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት ቦርድ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ሹመት ተዋሂቡ። እቲ ሹመት ብመሰረት ኣዋጅ ቁፀሪ 1238/2ዐ13 ዝተውሃበ ከመዝኾነ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ፡- ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣካቢ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ኣፈ ጉባኤ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ዋና ኮሚሽነር ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያን ምክትል ኮሚሽነር ሂሩት ገብረስላሴን ምስ ኣፉ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ኣፈፃፅማ መድላው ምዕራፍ እቲ…

ሓዱሽ ወግዒ “መበገሲታትን ስሩምቲ መፍትሒታትን ናህሪ ናብራ” ብዝብል ርእሲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝዳሎ ሓዱሽ ወግዒ ናህሪ ናብራ ብዝምልከት ኣጀንዳ ገይሩ ተዛቲዩ። እቲ መድረኽ፥ ሓዱሽ ወግዒ “መበገሲታትን ስሩምቲ መፍትሒታትን ናህሪ ናብራ” ብዝብል ርእሲ ተኻይዱ። እቲ…