Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንመከላኸሊ ሰራዊት ሀገር ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ብር ዝዋገኦም እንስሳት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንመከላኸሊ ሰራዊት ሀገር ንምግብነት ዘዉዕሉ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ብር ዋጋ ዘለዎም እንስሳት ሓገዝ ገይሩ፡፡
እቲ ሓገዝ÷ ሓለፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ይስሃቅ ኣብዱልቃድርን ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን…
ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ ኩለን ክልላት፣ ምምሕዳር ከተማታትን ዝተፈላለዩ ኣባላት ቤት ምኽሪን ዘካተተ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ኣብ በህርዳር ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋዬ፤ ንተሳተፍቲ ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ…
ፅዕንቶ ዲፕሎማሲ ንምክልኻል ግደ ዲያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉዓላዊነት ሃገር ንምኽባር ኣብ ዝግበር ምንቕስቃስ ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶ ዲፕሎማሲ ንምክልኻል ግደ ዲያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡
ምንቕስቃስ ኣፈፃፅማን ትልምን…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንክልል ዓፋር 14 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንክልል ዓፋር 14 ሚሊየን ብር ናይ ዓይነት ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ÷ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ኣብ ከተማ ሰመራ ተረኺበን ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣረኪበንኦ፡፡…
ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ኣፍሊጡ።
ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምንካይ ሽርሒ ዕዳጋ ይከላኸል ምህላዉ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምንካይ ዘኽእል ምርግጋእ ዕዳጋን ሽርሒ ዕዳጋን ይከላኸል ምህላዉ ገሊፁ።
ግብረ ሓይሊ እቲ ምምሕዳር ሽርሒ ኢኮኖሚ፣ ናህሪ ዋጋን ቀረብ ዕዳጋን ኣድሂቡ ኣብ ሓድሽ ዓመት ገምጊሙ።
በዚ ድማ ኣብ ሓድሽ…
ኢትዮጵያውያን ተስፋ ፅባሕ ንዝኾነ ግድብ ህዳሰ ደገፎም ንከጠናኽሩ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ተስፋ ፅባሕን ሓበራዊ ሃፍትን ኩላትና ንዝኾነ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝገብርዎ ደገፍ ንከጠናኽሩ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም።
ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ከይዲን እዋናዊ ኩነታተን እቲ ግድብ ተዓዚቦም።
ኣብቲ ከባቢ ብምኻድ…
ኣብ ክልል ሃረሪ ብ1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ቢሮ እምኒ ኩርናዕ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ብ1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ቢሮ እምኒ ኩርናዕ ተነቢሩ።
እቲ እምኒ ኩርናዕ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ሃረሪ ኣይተ ኣብዱጀባር መሓመድን…
ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብጥዕናን ካልኦት ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 476 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡
ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብመጀመርያ ድግሪ 308 ተምሃሮን ኣብ ድህረ ምረቓ ድማ 168 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ፡፡
ካብቶም ተመረቕቲ እቶም ኣርባዕተ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከባብታት ንፁሃን ብግፍዒ ይቐትል ምህላዉ ነበርቲ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሸሊኾም ኣብ ዝኣተዉሎም ከባብታት ሰሜን ወሎ ንፁሃን ብግፍዒ ይቐትል ምህላዉ ነበርቲ ገሊፆም፡፡
ካብ ወረዳ ቆቦ ቀበሌ ወርቄ ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተመዛቢሎም ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ከተማ መርሳ ተመዛቢሎም…