Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓዱሽ ወግዒ “መበገሲታትን ስሩምቲ መፍትሒታትን ናህሪ ናብራ” ብዝብል ርእሲ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝዳሎ ሓዱሽ ወግዒ ናህሪ ናብራ ብዝምልከት ኣጀንዳ ገይሩ ተዛቲዩ።
እቲ መድረኽ፥ ሓዱሽ ወግዒ “መበገሲታትን ስሩምቲ መፍትሒታትን ናህሪ ናብራ” ብዝብል ርእሲ ተኻይዱ።
እቲ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል ሻድሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ኣኼባ፥ ቃለ ጉባኤ መበል ሓምሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ብተወሳኺ ሹመት ኣባላት…
ኣብ ሓበራዊ ፀብፃብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይትስ ዎችን ቅዋም መንግስቲ ኢትዮጵያ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ሂዩማን ራይትስ ዎችን ዘውፅኡዎን ኣብ ወልቃይት ትኹረት ዝገበረን ፀብፃብ ትሕዝቱኡ ብጥንቃቐ እናመርመረ ይርከብ፡፡ እቲ ፀብፃብ ኣብ ሰብኣዊ መሰል ዝለዓሉ ከበድቲ ጥሕሰታት ካብ ዝበሃሉ ብተወሳኺ ኣብታ ሃገር ዝተለዓሉን ብጥንቃቐ ክረአዩ ዝግበኦምን ፖለቲካዊ…
ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ንዝህቡ ተሸከርከርቲ ድጎማ ነዳዲ ንምግባር ኣብ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ንዝህቡ ተሸከርከርቲ ድጎማ ነዳዲ ንምግባር ኣብ ዘኽእል ረቂቕ መምርሒ ልዝብ ተኻይዱ።
እቲ ስርዓት ድጎማ ብግቡእ ኣብ ስራሕ ምውዓሉ ንሕብረተሰብ ብተመጣጣኒ ዋጋ ዝሐሸ ኣገልግሎት ትራንስፖርት…
ነበር ሓለፍቲ ስራሕ ሜቴክ ብይን ጥፍኣተኝነት ተመሓላሊፉዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሲ ተመስሪቱዎም ጉዳዮም እናተረኣየ ኣብ ዝነበሩ ነበር ሓለፍቲ ስራሕ ሜቴክ ብርጋዴር ጀነራል ጠና ቁሩንዲን ሌተናል ኮሎኔል ኣሰፋ ዮሃንስን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ተኸሰስቲ ብይን ጥፍኣተኛታት ተመሓላሊፉ።
እቶም ተኸሰስቲ ስልጣን ብዘይ ኣግባብ…
ቀረብን ዝርገሐን ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ አእቲ ዓውዲ ምዝማን ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብን ዝርገሐን ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ ምቁፅፃርን ምምሕዳርን ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ “ዲጂታል ኤሌክትሪክን ኢነርጂን” ብዝብል ዘተ መርብበ ሓበሬታ ተኻይዱ።
ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኢትዮጵያ ቀረብ ዝሕደስ ሓይሊ እናስፋሕፈሐት…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት ሓሙሽተ ሃገራት ተቐቢለን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደብዳበ ሽመት ሓደሽቲ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት ሓሙሽተ ሃገራት ተቐቢለን።
ስለዝኾነ ድማ፣ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት ዮርዳኖስ፣ ሲሸልስ፣ ኮቲዲቯር፣ ቤኒንን ኮንጎ ሪፐፒሊክን ተቐቢለን።
እተን ፕሬዚዳንት ኢትዮጵያ…
ኣብ ፕሮጀክታ ልምዓት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝካየድ ወርክሾፕ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮጀክታ ልምዓት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብምድሃብ ንክልተ መዓልቲታት ዝካየድ ወርክሾፕ ተኸፊቱ።
ኣብ መላእ ሃገር ዝርከቡ ዩኒቨርሲታት ፕሬዚዳንታት፣ ምክትል ፕሬዚዳንታትን ኣብ ዩኒቨርሲታት ፕሮጀክታ ትልሚ ልምዓት ዝመርሑ ሓለፍቲን ኣብቲ…
ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ 13 ሺሕን 842 ጠያይቲ ብሬንን ክላሽን ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኣ ሰሜን ሸዋ ደራ ዝገበረት ኣይሱዙ ተሸከርካሪት ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ሒዛ እንትንቃቐስ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ብሓባር ብዝገበሩዎ ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ።
ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሓበሮ፥ መበገሲኣ ሰሜን ሸዋ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ዛዚሙ ንተረባሕቲ ንምትሕልላፍ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ምሕዳር ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብቐረብ ፋይናንስ ህንፀቶም ንግዚኡ ጠጠው ኢሎም ዝነበሩ መንበሪ ኣባይቲ ኣባይቲ ዛዚሙ ንተረባሕቲ ንምትሕልላፍ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊት ቢሮ ኣባይቲን ምምሕዳርን ኣዲስ…