Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መፃሕፍቲ ሓድሽ  ስርዓተ-ትምህርቲ ንዘሰናድኡ ኣካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብመሰረት ሓድሽ ስርዓተ-ትምህርቲ መጀመሪን መምሀሪን መፃሕፍቲ ንዘዳለዉ ኣካላት መርሃ -ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምጅማር እቲ ሓድሽ ስርዓተ ትምህርቲን ኣብቲ መፅሓፍ ምድላው ዝተሰሳተፉ…

ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ናብ ሰላም እትገብሮ ጉዕዞ ካብ ምድጋፍ ወፃእ ኢዱ ከእትው የብሉን – ኣምባሳደር ሂሩት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ናብ ሰላም እትገብሮ ጉዕዞ ካብ ምድጋፍ ወፃእ ኢዱ ከእትው የብሉን ክብላ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓን ቤልጂየምን ሂሩት ዘመነ ፃውዒት ኣቕሪበን። ኢትዮጵያ Xትገብሮ ፃዕሪ ሰላም ልዕሊ ዓቕማ ከምዘይኮነን…

ሓፈሻዊ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓፈሻዊ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ኮሚሽነር ጄነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረ ሚካኤል፣ ሚኒስተር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት…

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ሰብን ሓለዋን እቲ ቤት ፅሐፈት ኣይተ ሽብሩ ኣባዲማ ኣብቱ እዋን ከምዝሓበሩዎ÷ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቅድሚ ሕዚ…

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ መፍትሒ ንኽረክብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ክገብር ይግባእ – ፕ/ር አን ፊትዝ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ መፍትሒ ንኽረክብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ክገብር ከምዝግባእ ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጌራልድ ገሊፀን። ኣብ ካናዳ ተመራማሪት ዓለም ለኸ ጉዳያት ፀፅታን ዲን ዓለም ለኸ ዓለም ለኸ…

ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሺሕን 656 ማሕረዲ እንስሳት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሺሕን 656 ንማሕረዲ ዝኾና እንስሳት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ክልል 1 ሺሕን 411 ሰንጋ ፣ 1 ሺሕን 85 ኣጣል፣ 1 ሺሕን 160 ኣባጊዕ ብድምር 3 ሺሕን 656 ንማሕረዲ ዝኾና እንስሳት ሓገዝ ገይሩ፡፡…

ንኢንቨስትመንትን ኣምፃእቲን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዘበረታትዕ መመሓየሺ ታክሲ ተግባራዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢንቨስትመንትን ኣምፃእቲን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዘበረታትዕን ንሕብረተሰብ ተረባሕቲ ዝገብርን መመሓየሺ ታክሲ ተግባራዊ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ኣብቲ መመሓየሺ ታክሲ÷ ካብ ወፃኢ ዝኣትዋ ይኹና ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርያ ብኤሌክትሪክ…

መበል 12 ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲመበል 12 ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ከምዝካየድ ተገሊፁ። ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ደክተር ይልቃል ከፋለ÷ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ጉባኤ ጣና ፎረም 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም ምስ ኣሰናዳኢ ኮሚቴ እቲ ፎረም…

መምርሒ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ተመሓይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 6፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መምርሒ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ከምዝተመሓየሸ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ናብ ሃገር ዝኣትዉሉ ኩነታት ዝውስን ኣብ ስራሕ ዘሎ መምርሒ ንዘይሕጋዊ ተግባር በሪ ዝኸፍትን ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት…

ስርዓት ፌዴራል ንምድንፋዕ ትካላዊ ውዳበ ምዝርጋሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፌዴራል ንምድንፋዕን ንፍትሓዊ ተረባሕነት ህዝቢታትን ትካላዊ ውዳበን ኣሰራርሓን ምዝርጋሕ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ ፎሮም ኦፍ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳ መድረኽ ኣሰናዲኡ፡፡…