Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓይሹ ዝወፅአ መምርሒ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓይሹ ዝወፅአ መምርሒ ቁፅሪ 882/2014 ዕላዊ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን፣ ስጉምቲታት ጥንቃቐን ክታበትን ብዝምልከት ተመሓይሹ ዝወፅአ መምርሒ ኣመልኪተን…
ኣብ ከተማ ሻሸመኔ 200 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዕወኒ ሓሽሽ ካናቢስ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ትማሊ ምሸት ብዝተገበረ ዳህሳስ 200 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዕወኒ ሓሽሽ ካናቢስ ምሓዙ መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
መተሓባበሪ ርክብ ህዝቢ እቲ መምርሒ ፖሊስ ኢንስፔክተር ታምራት ኣበበ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዓቕሚ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ምህናፅን ምዕባይ ተኣማኒነትን ቅድሚት ተዋሂብዎ ክስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ምህናፅን ምዕባይ ተኣማኒነትን ቅድሚት ተዋሂብዎ ክስራሕ ከምዝግባእ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ልምዓት ሰብ ሃፍቲ፣ ምውፋር ስራሕን ቴክኖሎጂን ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ 2013 ዓ.ም…
ብምኽንያት ኩናት ንዝተመዛበሉን ካብ ሃገራት ዓረብ ዝተመለሱን ናብ ስራሕ ንክኣተው ብምውዳድ ክስራሕ ከምዘለዎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኩናት ንዝተመዛበሉን ካብ ሃገራት ዓረብ ዝተመለሱን ናብ ስራሕ ንክኣተው ብምውዳድ ክስራሕ ከምዘለዎ ተገሊፁ፡፡
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ ስደት ተመለስቲ ወገናት ብምስልጣን ናብ ስራሕ ንምእታው ምስ ሓለፍቲ ትካላት ፋይናንስ፣ ምስ…
ብገበን ምሕዝ ዘይሕጋዊ ገንዘብን ምዝውዋር መዕወኒ ሓሽሽን ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ውሳነ ቅፅዓት ተመሓላሊፉሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ምሕዝ ዘይሕጋዊ ገንዘብን ምዝውዋር መዕወኒ ሓሽሽን ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገራት ውሳነ ቅፅዓት ማእሰርቲን ገንዘብን ተወሲኑሎም።
ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኢትዮጵያ ኣቲኻ ምንባር፣ ናይ ወፃኢ ሃገር ምሓዝን መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋርን ገበን…
ኢትዮጵያ ኣብ መበል 60 ቤት ምኽሪ ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያን ፓስፊክን ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 60 ቤት ምኽሪ ፓርላማ ሃገራት ኣፍሪካ፣ ካሪቢያን ፓስፊክን ትሳተፍ ኣላ።
ብኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዕሊ ኣብ ዝተኸፈተ…
ንበዓል ትንሳኤ ናብ እስራኤል ንዝኸዱ ኢትዮጵያውያን ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ጉዕዞ ተላዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓል ትንሳኤ ናብ እስራኤል ኣብ ዝኸዱ ኢትዮጵያውያን ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ጉጅለ ጉዕዞ ቪዛ ከምዝተለዓለ ተገሊፁ።
ምስ ኣቦታት ገዳም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ኢየሩሳሌም፣ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል፣ ቤት ፅሕፈት…
ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያንን ማስተር ካርድን ስርዓት ከክፍሊት ኣገልግሎት መንግስቲ ንምዝማን ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያንን ማስተር ካርድን ስርዓት ከክፍሊት ኣገልግሎት መንግስቲ ንምዝማን ተስማዕሚዖም።
ኦንላይን ስርዓት ክፍሊት እተን ትካላት ንምዝማን ብሓባር ንምስራሕ ዘኸእል ስምምዕነት ዝተስማዕምዑ እንትኾኑ፥…
ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ንኽጠናኸር ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብቲ ከባቢ ንዘሎ ሰላምን ድሕንነትን ዝምጥን እዋናዊ ዓቕሚ ክህልዎ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ፌዴሬኢን ኣቦ መንበር ኮሚቴ ኢታማዡር ሹማት ሓይሊታት ጦር ምብራቕ ኣፍሪካን ፊልድማርሻል ብርሃኑ ጁላ…
መበል 15 ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ታሪኽን ቋንቋን ስልጤ ኣብ ከተማ ወራቤ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 15 ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ታሪኽን ቋንቋን ስልጤ ኣብ ከተማ ወራቤ ይካየድ ኣሎ።
ካብቲ ሲምፖዚየም ብተወሳኺ ሕቶ መንነት ዝተመለሰሉ መበል 21 ዓመት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
እቲ ሲምፖዚየም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ወይዘሮ ፋጤ…