Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓለው ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብድርቂን ጎንፂን ኣብ ፀገም…
ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ኣኼብኡ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 6ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት 3ይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።
ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ኣኼባ እቲ ጨፌ፥ ፀብጻብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ብምስማዕ ዓሚቕ ዘተ ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡
ኣብ ትልሚ 2015 ዓ.ም ኣድሂቡ…
ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታኒዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 66 ኢትዮጵያዊያን ሎሚ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ዓለም ለኸ ዳይሬክተር ትካል ስደተኛታት ታኒዛኒያ ዶክተር ቃሲም ሱፊ፥ እቶም ዜጋታት ኣብ ምምላስ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት፣ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር፣…
ኣብ ኢትዮጵያ ምምዝባል ንምንካይ የኽእል ዝተብሃለ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት (ኣይ ኦ ኤም)ን ምስ ትካል ልምዓት ደቡብ ኮሪያው (ኮይካ)ን ብምዃን ኣብ ኢትዮጵያ ምምዝባል ንምንካይ ዘኽእል ፕሮጀክት ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ።
እቲ ፕሮጀክት ብተፈጥሮ ሓደጋታት ብጎንፂ ዝተጎድኡ ከባቢታት…
ኣሜሪካ ተወሳኺ ሓገዝ 55 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ኣበርኪታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝውዕል ተወሳኺ 55 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ኣበርኪታ።
እቲ ሓገዝ ብዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣቢሉ ከምዝተገበረ ተገሊፁ፡፡
ትካል ዓለም ለኸ ተራድኦ ኣሜሪካ ዝገበሮ…
ኣብ ምትሕብብር ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን ህንድዲን ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ህንዲን ምትሕብባር ኢኮኖሚ ክልተኣዊ ርክብን ብዝበለፀ ንምጥንኃር ዘኽል ልዝብ ኣብ ህንዲ ኒውደልሂ ተኻይዱ።
ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ህንዲ ኣኑፕሪያ ፓተልን ኢዮም ተዛቲዮም፡፡…
ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ዝቕፅል በጀት ዓመት 60 ሚኢታዊ ልኡኽቱኡ ከምዝፍፅም ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 60 ሚኢታዊ ልኡኽቱኡ ከምዝፍፅም ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ካብ ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመት ኣብ በጀት ዓመት 2015 ተግባራዊ ትልሙ ናብ ኮሚቴ መተሓባበሪን ኣማኻን ባይቶ ወለልቲ ህዝቢ…
እዚ ምዕራብ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር ሓደጋ ብዘተኣማምን ኩነታት ምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ሃኒፅና ኢና- ሌተናል ጀኔራል መሰለ መሰረት
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምዕራብ ካብ ዝኾነ ይኹን ኣንፈት ዝነፃፀር ሓደጋ ብዘተኣማምን ኩነታት ምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ሃኒፅና ኢና ዋና ኣዛዚ እቲ እዚን ተሸላሚ ሜዳይ ዓድዋን ሌተናል ጀኔራል መሰለ መሰረት ገሊፆም።
ሌተናል ጀኔራል መሰለ ምስ ኣፈፃፅማ ግዳጅ ምዕራብ እዚን…
ጋዜጠኛታት ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ፈልሲ ተኺሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ሃገር ለኸ ሓምለዋይ ኣሰር ቤት ፅሕፈት ቀዳማ ሚኒስትር ኣብ ዘሰናደኦ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ፈልሲ ተኺሎም።
ከፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት…
ክሳብ ትማሊ 4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ተተኺሉ-ሚኒስቴር ግብርና
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ብመሰረት ዝተገበረ ርብርብ ክሳብ ትማሊ ብሓፈሻ 4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
“ኣሰርና ንትውልድና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝትከል ዘሎ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር 2014 ዓ.ም ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ።…