Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ውሳነታትን ቅዋምን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሳነታትን ቅዋምን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሓዊሱ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ፃውዒት ዝተገበረሎም ተሳተፍቲን…
ህዝባዊ ዘተ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ዘተ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ተረኺቦም።
እቲ ዘተ ፓርቲ ብልፅግና ብዴሞክራሲያዊ ምርጫ…
ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ተወሳኺ በጀትን ሹመትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ልዕሊ 253 ሚሊየን ብር ተወሳኺ በጀትን ሹመት ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።
እቲ ተወሳኺ በጀት ንልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስቲ ከምኡውን ህንፀት ሰላም ከምዝውዕል ተገሊፁ።…
ውሳነታትን ቅዋምን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዛተ መድረኽ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ጎንደርን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሳነታትን ቅዋምን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዛተ መድረኽ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ጎንደርን ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕድዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃ ከፋለ ሓዊሱ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ፃውዒት ዝተገበረሎም ተሳተፍቲን ተረኺቦም።…
ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ብምዝዛማ እንኳዕ ደስ በለና-ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ መበል 18 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያ ብ9 ሜዳሊያታት ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ብምዝዛማ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብውዳበ ዝተፈላለዩ ገበናት ዝፍፅሙ ዝነበሩ 51 ተጠርጠርቲ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብውዳበ ዝተፈላለዩ ገበናት ዝፍፅሙ ዝነበሩ 51 ተጠርጠርቲ ተታሒዞም።
እቶም ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበረሎም ከምዘሎ ድማ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
መሰረተ ልምዓታት ህዝቢ ብምስራቕ “ሿሿ” ብዝብል ዝፍለጥ ገበን ስርቂ…
ስርዓት ቀብሪ ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ቀብሪ ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ።
ኣይተ ኦኬሎ ኝጌሎ ካብ 1989 ክሳብ 1995 ዓ.ም መበል ሳልሳይ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምዃነ ዘገልገሉ እንትኾኑ፥ ብዝሓደሮም ሕማም ከትትል ሕክምና…
ኣብ ድሬዳዋ ማእኸል ሕፅቦ ኩላሊት ክህነፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብ5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ማእኸል ሕፅቦ ኩላሊት ክህነፅ ኢዩ።
ኣብ ቀረባ እዋን ጥድጊት 10 መሽን ሕፅቦ ኩላሊት ብምፍፃም ናብ ኢትዮጵያ ክኣቲ ኢዩ ተባሂሉ።
ነዚ ኣገልግሎት ዝውዕል ህንፀት ማእኸል ሕፅቦ ኩላሊት ብማሕበር…
ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን በምፅዳቕ ተዛዚሙ።
እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ምምሕዳር ትካላት ልምዓት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ኣዋጅ ዘተ ብምግባር ኣፅዲቑ።
እቲ ብኣብዘሓ…
ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ዝኣቲይ ፍሪያት ስርናይ ንምትካእ ክልላት ፃዕረን ክብ ኣብ ምባል ይርከባ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓዊሱ፥ ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ስራሕ ቦርድ ባንኪ…