Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣካላት ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላት ሰራዊት፣ ስቪል ሰራሕተኛታትን ክፍሊታትን ብዋና መምርሒ ጥዕና ሚኒስቴር መክልኻል ሃገር ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ።
ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምሃብ ኣፍልጦን ምስጋናን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት…
ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትፅቢት ዝግበረሎም ውፅኢት ንኸምፅኡ መንግስቲ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምምፃእን ትፅቢት ዝግበረሎም ውፅኢት ንኸምፅኡ መንግስቲ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ለቡ…
ኣብ መላእ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝተብሃሉ ሓደገኛ ረቂቕ ሕግታት ንከይፀድቁ ሰፊሕ ወፍሪ ንክገብሩ ኣይተ ደመቀ ፃውዒት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ዴያስፖራታት ኣብ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ንምትሕልላፍ ዝተለምዎ ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝተብሃሉ ሓደገኛ ረቂቕ ሕግታት ንከይፀድቁ ሰፊሕ ወፍሪ ንክገብሩ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…
ዪኒቨርሲቲ ወሎ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተቛሪፁ ዝነበረ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር መሊስካ ንምቕፃል ዪኒቨርሲቲ ወሎ ተምሃሮኡ ምቕባል ጀሚሩ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ምድላዋቱ ዛዚሙ ነባር ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡
ናብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ እናኣተዉ ዝርከቡ…
ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኤክስኪዩቲቭ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፌዴሪኢ ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኤክስኪዩቲቭ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ታውፊላ ንያማድዛቦ ተዛቲየን።
ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ትልሚታት ልምዓት ምዝታዮም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እተን…
ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ዓፋር ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሰመራ ጀሚሩ።
እቲ ጉባኤ ክሳብ 14 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ዛዕባታት ኣድሂቡ…
ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ ልኡኽቶ ምኅባር ሰላም ንዝተዋፈሩ ኣመራርሓታት ፖሊስ ክልልን ፌደራልን ሜዳሊያ ተበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ደቡብ ሱዳን ንሓደ ዓመት ኣብ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ንዝተዋፈሩ ኣመራርሓታት ፖሊስ ክልልን ፌደራልን ንዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም።
እቲ ሜዳሊያ ዝሃቡ ሓጋዚ ኮሚሽነር መኮንን ኣሻግሬን ሓጋዚ ኮሚሽነር…
ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጀኒ ተረኺን ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ብሰንኪ ኲናት ዝተጎድኡ ክፋላት ማሕበረሰብ መሊስካ እግሪ ንምትካልን ዜጋታት ካብ ድኽነት ንክወፅኡ ምስ ዝፍፀሙ ስራሕቲ ብዝተዛመደ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢትዮጵያ ኣብ ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ብዘመዝገበቶ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ቤልግሬድ 2022 ውድድር ጒያ ውሽጢ ገዛ ቀዳመይቲ ብምዃና ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ትካላት ሃይማኖት ሰላም ኣብ ምዕሳል ዘይትካእ ግደ ከምዘለዎም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ምስ ኣመራርሓታት ቦርድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም።
እቲ ልዝብ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ህንፀት ሰላም ዘለዎም ግደን ልኡኽቶ ሰላሞም ከይዋፅኡ ኣብ ዝገብሩዎም ማሕለኻታት ዙርያ ዘድሀበ ኢዩ…