Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስትራቴጂ መምርሒ ምክልኻል ግዕዝይና ኣካላት ዳይነት ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ኣብ ዳይነት ኣብያተ ፈርዲ ፌዴራል ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻልን ምቁፅፃረን ዘኽአል ስትራቴጂ መምርሒ ኣፅዲቑ።
እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ኣበ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኢዩ ነቲ መምርሒ ኣፅዲቑ ተባሂሉ።
ናፃነት…
1 ሺሕን 4 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 4 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 13 ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ተመለስቲ ግቡእ…
ኣብ ክልል ዓፋር ን520 ሺሕ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ክልል ዓፋር ን520 ሺሕ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
እቶም ዜጋታት ኣብ 14 ወረዳታት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ከምዝኾኑ ድማ ተሓቢሩ።
ብመሰረት እዚ ሰባኣዊ ሓገዝ ካብ ዘድሊዮም ዜጋታት እቶም 80…
ኣብ ከተማ ሰመራ ውሕጅ ብዘስዐቦ ሓደጋ ህይት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ውሕጅ ብዘስዐቦ ሓደጋ ህይት ሰለስተ ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ኣዛዚ መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኮማንደር ቢልኢ ኣሕመድ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ሰዓት 10 ጀሚሩ ሩባ ሎጊያ ካብ ዓቐን ንላዕሊ መሊኡ ነቲ…
መምርሒ መፈፀሚ መልቀቒ ፈተና ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና ሃገራዊ ቅድመ ምረቓ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብግቡእ ንምምራሕን ንምምሕዳርን ዝተሰናደአ መምርሒ መፈፀሚ ፈተና ፀዲቑ።
ሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝሓበሮ፥ እቲ መምርሒ ኣብ ምድላው መልቀቒ ፈተና ክካተቱ ዝግበኦም ትሑት ሃገራዊ መምዘኒ…
ኣመራርሓታት ንቅልጡፍ ዕቤት ከተማታት ተዋዲዱ ንኽሰርሕ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ኣመራርሓታት ከተማ ንቅልጡፍ ዕቤት ከተማታት ብቆራፅነት፣ ተኣማንነትን ብምውዳድን ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር፥ ምስ ኣመራርሓታት መንግስቲ ፌዴራል፣ መዳርግቲ ኣካላት፣ ከንቲባታ ከተማን ኣመራርሓታት…
ከባብያዊ ምርጫ ምስላጥ ዘኽእል ዘተ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ ኢትዮጵያ ከባብያዊ ምርጫ ምስላጥ ዘኽእል ዘተ መስ መዳርግቲ ኣካላት የሳልጥ ኣሎ።
ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣድላይነት እቲ ምርጫ ኣዝዩ ኣገዳሲ ከምዝኾነ ተዛሪበን።
ስለዝኾነ እዚ ንምክያድን ካብ ዝማዕበላ ሃገራት…
ዘተኣማምን ወተሃደራዊ ሓይሊ ንምህናፅ ንሰርሕ ኣለና-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2015 ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተማልአ ሎጂስቲክስ ብምቕራብ ዘተኣማምን ወተሃደራዊ ሓይሊ ንምህናፅ ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ዋና መምርሒ ሎጂስቲክስ ምክልኻል ሃገር ካብ ኩሎም እዚታት መስ…
ኣትሚስ ብዝብል ዝተወደበዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ቀጣናኡ ተረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ ተልእኾ ምዕቃብ ሰላም እንትዋፃእ ዝነበረ ሻድሻይ ዙር ኣሚሶም፥ ብዝብል ሓዱሽ ሽም ንዝተወደበ ኣትሚስ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣረኪቡ።
ኣብቲ ስነስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ ዋና ኣዛዚ ሴክተር ሰለስተ ብርጋዴር ጄኔራል…
ፕሮጀክት መሳለጢ መገዲ ፑሽኪን ጎፋ መዞሪ ተነሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መሳለጢ መገዲ ፑሽኪን ጎፋ መዞሪ ሎሚ መዓልቲ ተነሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይን ኣፈፃሚ ጉዳይ ኤምባሲ መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር…