Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ትግራይ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም 15 ሺሕ ሓረስቶት ደገፍ ምሩፅ ዘርኢ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ትግራይ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም 15 ሺሕ ሓረስቶት ደገፍ ምሩፅ ዘርኢ ሂቡ።
እቶም ሓረስቶት ኣብ ማእኸላይ ዞባ ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ኣብ ዝርከባ 8 ጣቢያታትን ወረዳ ገፀር ዓድዋ ኣብ ዝርከባ ኣርባዕተ ጣቢያታትን…
ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝገብርዎ ዘለዉ ዑደት ስራሕ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቀዋሞ ኮሚቴ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም።
እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዘጋጠሙ ጎንፅታትን ኣብ ኢትዮጵያ…
ፓርቲ ብልፅግና ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓዱሽ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ተግባራዊ ምግባሩ ኣጠናኺሩ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓዱሽ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ተግባራዊ ምግባሩ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣባላት ኮሚቴ ኣፈፀምቲ ስራሕ እቲ ፓርቲ ገሊፆም።
ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት፡ ሱር ዝሰደደ ስብራት ቁጠባን ኢ-ፍትሓውነት ዝሓየለሉ፣ ግህሰት…
ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ዘለዎ እምነት ክፀንዕ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ዘለዎ እምነት ክፀንዕ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም።
ጠንካራ መንግስቲ ኣብ ዘይማዕበለሉን ጎንፂ ኣብ ዘለወሉን ቀርኒ ኣፍሪካ፥ ኢትዮጵያ ናብኡ ንምእታው ታሪኻዊ…
ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲዲሲ ቻይናን ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲዲሲ ቻይና(CDC) ን ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም።
እቶም ትካላት ብቀንዱ ኣብ ስርዓት ክትትል ሕማማት፣ ኣተሓሕዛ ሓበሬታ ጥዕና፣ ምምሕዳር ሃንደበታዊ ጥዕና ሕብረተሰብ፣ ህንፀት ዓቕሚ፣ ምርምርን መፅናዕቲን፣…
ምምሕዳር ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ትዕዝብቲ ኢትዮጵያ ዘለዋ ድልየትን ቅዋመን ዘርእይ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ትዕዝብቲ ኢትዮጵያ ዘለዋ ድልየትን ቅዋመን ዘርእይ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ኮሚሽነር እቲ ምምሕዳር ያኔዝ ሌናርቺች ኣብ…
መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንፅሩይ መስተ ማይ ዝኸውን 10 ሚሊየን ዶላር ለጊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንፅሩይ መስተ ማይ ዝኸውን 10 ሚሊየን ዶላር ከምዝለገሰ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ፥ መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንቀረብ ፅሩይ መስተ ማይ ዝኸውን ሓገዝ እናገበረ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሪሊፍ ሰርቪስ ካቶሊክ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ንዝገበሮ ደገፍ አመስጊነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሪሊፍ ሰርቪስ ካቶሊክ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ንዝገበሮ ደገፍ አመስጊነን።
እተን ፕሬዚዳነት ምስ ካርዲናል ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብርሀነ ኢየሱስ ሱራፌልን ፕሬዚዳንት ካቶሊክ ሪሊፍ ሰርቪስን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕን…
ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ሓገዝ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ ንከይዓርፋ ከምዝኸልከለ መንግስቲ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ሓገዝ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ ንከይዓርፋ ከምዝኸልከለ መንግስቲ ገሊፁ።
ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንክበፅሖም…
ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲን ንድሕንነት ሃገር ሓደጋ ኣብ ዝኾኑ ሓይሊታትን ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾ ይኹን ከባቢ ግብረ ራዕዳውያንን ንድሕንነት ሃገር ሓደጋ ኣብ ዝኾኑ ሓይሊታትን ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣባላ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም።
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼባኡ እናሳለጠ…