Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ዝተጎድኡ ሰባት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ምስራሕ ይግባእ – ሕብረት ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ዝተጎድኡ ሰባት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ምስራሕ ከምዝግባእ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ሕብረት ኣውሮፓ ጃኔዝ ሌናርቺች ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር ኣብ ክልላት ትግራይን ሶማሌን ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን…

1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 23 ህፃናትን ከምዝኾነኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…

ፍርያት ሲሚንቶ ፏን ኋን ኣብ ረብሓ ከይውዕል ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፍርያት ሲሚንቶ ፏን ኋን ኣብ ረብሓ ከይውዕል ከምዝተኣገደ ሚኒሰስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ሲሚንቶ ፏን ኋን ኣገዳዲ ደረጃ ኢትዮጵያ ዘየማለአ ብምዃኑ፥ መስተኻኸሊ ክሳብ ዝገብር ካብ 9 ሓምለ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ምስክር ወረቐት…

ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ምኽከር ኣካይዶም። ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪን ዳይሬክተር ሪጂናል ቢሮ ኣውሬሊያ ፓርቲዚያ ካላብሮ፥ እቲ…

ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ዘይሕጋዊያን ሓይሊታት ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ርእሰ ምምሕዳራት ክልል ኣምሓራን ኦሮሚያን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ዘይሕጋዊያን ሓይሊታት ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን  ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለን ገሊፆም። ስሩዕ…

ኣምባሳደር ተፈሪ መለሰ መንግስቲ ሰላምን ልምዓትን ንምዕሳል ዘተግበሮም ስራሕቲ ንኣባላት ፓርላማ ብሪታኒያ ኣረዲኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እንግሊዝ ተፈሪ መለሰ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዘተግበሮም ስራሕቲ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ንዝተጣየሸ ኣባላት ፓርላማ ብሪታኒያ ኣረዲኦም። ኣምባሳደር ተፈሪ መለስ፥ ህወሓት ንሳልሳይ ዙር…

ኤምባሲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘህነፆ ህንፃ ኤምባሲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ህንዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ህንፃ ኤምባሲ ኣመሪቑ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብራህማኒያም ጃይሻንከር ነቲ ህንፃ መሪቖም ስራሕ ኣጀሚረምዎ። ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ…

 “ሰላም መሰረት ኩሉ ኢዩ፤ ንሰላም ድማ ኩሉ ሰብ መሰረት ኢዩ”-ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰላም መሰረት ኩሉ ኢዩ፤ ንሰላም ድማ ኩሉ ሰብ መሰረት ኢዩ” ክብሉ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ተዛሪቦም። “ሃይማኖት ንሰላም” በዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ብሚኒስቴር ሰላምን ጉባኤ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺ ንኽቕፅል ኣንፈት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺ ንኽቕፅል ኣንፈት ኣቐሚጡ። ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ፥ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ጉዳይ ፀፅታን እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሹ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሹ ገሊፁ። ኮሚሽነር ምምሕዳር ቅልውላው እቲ ሕብረት ጃኒዝ ሊነርሲስ፥ ኣብ ክልል ትግራይን ሶማሌን ዝገበርዎ ዑደት ክልተ መዓልቲ ምዝዛሞም ስዒቡ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ…