Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራ ቴክኖሎጂን ትኹረት ብምግባር ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራ ቴክኖሎጂን ትኹረት ብምግባር እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ፡፡ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 15 ግንቦት 2017 ዓ.ም ዝፀንሕ ቅነ ኤክስፖ ምርምርን ቴክኖሎጂን ስነስርዓት መኽፈቲ ኣብ ቢሾፍቱ ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኮንስትራክሽን ውፅኢታዊ ስራሕ እናወገነት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ኮንስትራክሽን ዕድል ስራሕ ካብ ምፍጣር ሓሊፉ ብርኪ ናብራ ዜጋታት ብዘላቕነት ዘመሓይሽ ውፅኢት እናመዝገበት ምዃና ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፀን፡፡ መበል 20 ትካል ስራሕ ዓለም ኣብ ስራሕ ዝተመርኮዘ…

ኣብ ቀፃሊ ዝፍጠሩ ዕድላት ስራሕ ብዲጂታል ክእለት መሰረት ከምዝገብሩ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀፃሊ ዝፍጠሩ ዕድላት ስራሕ ይኹን ካልኦት ረብሓታት÷ ዲጂታል ክህሎት መሰረት ከምዝገብሩ ከምዝኽእሉ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣረዲኡ፡፡ ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ወሳኒ ካብ ዝኾኑ መሰረተ ልምዓታት ክእለት ህንፀትን ክእለት…

ብሃገር ቦቆል መፍትሒታት ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናከሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሃገር ቦቆል መፍትሒታት ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናከሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ብምግቢ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንነበርቲ ቀንዲ ሕቶ ዝኾነ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ አዳነች አቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በጎነት ቁፅሪ 3 ተባሂሉ ዝተሰየመ መንደር መንበሪ ዝተሃነፀ በዓል ሓሙሽተ ደብሪ ሕንፃ መሪቆም ንዓቕሚ ድኹማት ኣመሓላሊፈን፡፡ እቶም ኣባይቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ብልሙድ ገብስ ሰፈር ዝበሃል መንደር…

መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝተውሃቦ ትኹረት ኣብ ሓፂር ዓመታት ውሽጢ ብዙሓት ለውጥታት ምምዝጋቦም ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝተውሃበ ትኹረት ኣብ ሓፂር ዓመታት ውሽጢ ብዙሓት ለውጢታት ምምዝጋቦም ቢሮ ምምሕዳር ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ቱሪዝምን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም፡፡ ዳይሬክተር ቱሪዝም ውሽጢ ሃገር መባፅሕ ቱሪዝም እቲ ቢሮ…

ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ዘርኢ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ እታ ሃገር ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ነቲ ዓውዲ ዝተውሃበ ጠመተ ዘርኢ ምዃኑ ምምሕዳር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ምምሕዳር ድሕንነት…

ሕቶ በሪ ባሕሪ መልሲ ንኽረክብ ህዝቢ ግቡእ ድጋፍን ፃዕርን ክግበር ኣለዎ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተርኣየ ህዝባዊ ቆራፅነት ሕቶ በሪ ባሕሪ ተረባሕነት ምድጋም ከምዝግባእ ምሁራን ተዛሪቦም፡፡ እቶም ምሁራት ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፤ ተረባሕነት በሪ ባሕሪ እዋኑ ዝጠልቦ ጉዳይ ህልውናን…

ልእኽትኡን ወፍሩን ብግቡእ ዝፍፅም ሰራዊት ከይዲ ምህናፅ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ- እዚ ደቡብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) እዚ ደቡብ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ኣዋርሕ ኣብ ግዝያዊ መሰልጠኒ ሶደሬ ዝሰልጠኑ መሰረታዊ ወታደራት ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ምክትል ኣዛዚ እዚ ደቡብ ሜጀር ጀነራል ኣድማሱ ኣለምነህ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት መኮንናትን እቲ…

ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ሎሚ ንህዝቢ ክፉት ኮይኑ ክውዕል እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ኢንፎርሜሽንን ኣሰናዳእነት እናተካየደ ዝርከብ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም እዩ። ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ 2025 ትማሊ ንህዝቢ ክፍቲ ኾይኑ…