Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልምዓት ኮሪደር ከተማ ካብ ምዝማን ብዝሓለፈ ርኡይ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ የምፅእ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ልምዓት ኮሪደር ከተማ ካብ ምዝማን ብዝሓለፈ ርኡይ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ረብሓ የምፅእ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)"ከተማ፣…
ከተማታት ኢድን ኣእምሮን ከምኡ እውን ዓንዲ ሕቖ ሃገር እየን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መንግስቲ መደመር ከተማታት ከም ዓብዪ ማሕበራዊ መሰረት ይቑፀራ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) "ልምዓት ከተማ፣ ከተማነት፣ ክትመትን ልምዓት ኮሪደር ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ቃና…
ንዓመታት ዝተጓተቱ ፕሮጀክታት ህይወት ይዘርኡ ኣለዉ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዓመታት ዝተጓተቱ ፕሮጀክታት ህይወት ይዘርኡ ኣለዉ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን።
ፕሮጀክት መስኖን መስተ ማይን መገጭ ዝጎብነዩ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ሃፍቲ ሃገር ፈሲሱ ባኺኖም ዝተረፉ ፕሮጀክታት እናልዐሉ ምቅልጣፍ ናይዚ…
ቦርድ መረፃ 30 ሚኢታዊት ዝኸውን መንግስቲ ናይ መጀመርታ ደገፍ ንውድባት ለቒቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 30 ሚኢታዊ ዝኾነ መንግስቲ ፈለማ ንድጋፍ ውድባት ከምዝለቐቐ ኣፍሊጡ።
እቲ ቦርድ ሎሚ መዓልቲ ብወረቐት ድምፂ ንዝተመዝገቡ ሕፁያትን ፖለቲካዊ ውድባትን ስነ-ስርዓት ሎሚ የካይድ ኣሎ።
ኣማኻሪ…
ተፈጥሮ ዝሃትና ፀጋ ምክንፈልጥን ክንግንዘብን ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ተፈጥሮ ዝሃትና ፀጋ ምክንፈልጥ፣ ክነንብብን ክንግንዘብን ይግባእ ኢሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣካል ውጥን መዓዲ ንትውልዲ ዝኾነ ኣብ ክልል ዓፋር ዝተሃነፀ ሎጅ ኒዒን ሌ ፓልም ትማሊ መሪቖም ከፊቶም፡፡…
‘ኒዒን ሌ ፓልም ሎጅ’ ንዓና ካብ ሓወልቲ ንላዕሊ እዩ – ኣቶ ኣወል ኣርባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ‘ኒዒን ሌ ፓልም ሎጅ’ ንዓና ካብ ሓወልቲ ንላዕሊ እዩ፤ ንህዝቢ ትርፊ ዘለዎን ዝጠቅምን እዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ ኣካል ውጡን ገበታ ንወለዶ ዝኾነ ‘ኒዒን ሌ…
ክልተ ፅዋዕ ዝተሸለመት እየሩስ ብርሃኑ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ ንመበል 18 ግዘ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 444 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ካብ ዘመረቖም ተምሃሮ እተን 463 ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና÷ ተምሃሪት እየሩስ ብርሃኑ ካብ ሞንጎአን ሓንቲ ኢያ።
ክልተ ፅዋዕ ክትሽለም ዝኸኣለት እታ…
ዩኒቨርሲቲታት ሃዋሳን ሃረማያን ብዘፈር ጥዕና ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ሃዋሳን ሃረማያን ብዘፈር ጥዕና ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቖም፡፡
ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብዓውዲ ሕክምና ዘሰልጠኖም 427 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡
ብመሰረት እዚ ብዶክተሬት ሕክምና 88፣ ብጥዕና ሳይንስ…
ደቂ ኣንስትዮ ብጥበብ ይነብራ፤ ብርእሰ ምትእምማን ይሰርሓ፤ ድማ ይኽእላ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ ንጉሆ 16 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ኣጀሚረን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን÷ ደቂ ኣንስዮ ጥበብ ይኖራሉ፤ ብጥበብ ይነብራ፤ ብርእሰ ምትእምማን ይሰርሓ፤…
ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓታት ንምሕላው ብትኹረት ክሰርሑ ይግባእ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ደሕንነት ኣገልግሎት ጀነራል ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን፣ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓታት ንምሕላው ብትኹረት ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም።
በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ምስ…