Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ን11 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ን11 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ።
እቲ መዓርግ፥ ኣግባብነት ብዘለዎም ክፍሊታት ትምህርቲ ተመርሚሩ፣ ብጉባኤ ኣካዳሚክ ኮሌጀት ተፈቲሹ፣ ኣፅጋቢ ብዝኾነ መልክዑ ብሰብ ሙያ ተገምጊሙ ብሴኔት እቲ ዩንቨርስቲ…
ስርዓት ንግዲ ብምዝማን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ ዘኽእል ስርዓት ምዝርጋሕ ከምዘድሊ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ንግዲ ብምዝማን ፍርያትን ፍርያታውነትን ንምድንፋዕ ዘኽእል ስርዓት ምዝርጋሕ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ እንዳለው መኮንን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዳይሬክተር ኮንፈረንስ…
ኩነታት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ዓለም ዘማእኸለ ጥንኩርን ዘይብዳህን ስርዓት ኢኮኖሚ ምህናፅ ይግባእ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ልምዓት ኢኮኖሚ እታ ሃገር ብዝበለፀ ውፅኢታዊ ንምግባር ምስ ኩነታት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ዓለም ዘማእኸለ ጥንኩርን ዘይብዳህን ስርዓት ኢኮኖሚ ምህናፅ ይግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።
ኣምባሳደር…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኻዊ ምትሕብባርን ጣሊያን ማሪና ሴሬኒ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ፥ መንግስቲ ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዘየቋርፅ ምትሕብባር…
ኢትዮ ቴሌኮም ቁፅሪ ዓማዊሉ ካብ 60 ሚሊየን ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ቁፅሪ ዓማዊሉ ካብ 60 ሚሊየን ምሕላፉ ዋና ፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ ኣፍሊጠን።
ኢትዮ ቴሌኮም ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት ብሚኒስቴር ገንዘብን ብምምሕዳርን ትሕዝቶን ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኣብ ዝተገምገመሉ እዋን፤…
ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ነቀምቴ ክኣቲ ዝነበረ ልዕሊ 5 ሺሕ ፍረ ጥይት ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ነቀምቴ ክኣቲ ዝነበረ ልዕሊ 5 ሺሕ ፍረ ጥይት ክላሽን ኮቭ ተታሒዙ።
ቤት ፅሕፈት ሰላምን ፀፅታን ዞባ ደምቢ ዴሎ ከምዝበሎ፥ እቲ ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ብሃይሩፍ ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ኣብ ዝተገበረ ተፍቲሽ ኢዩ ተረኺቡ።
ሰላም…
መሰረታዊ ኮንፈንስ ፓርቲ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩሎም ኣባላት ዝሳተፉሉን ኣካል ኣብ ቀረባ እዋን ዝካየድ ጉባኤ ዝኾነን መሰረታዊ ኮንፈንስ ፓርቲ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ኮንፈረንሳት ብዝምልከት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ መለሰ ኣለሙ መግለፂ ሂቦም።…
ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት በዓል ዓወት ዓድዋ ዝዝክር ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት በዓል ዓወት ዓድዋ ዝዝክር ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ዓውደ ምርኢት ንህዝቢ ተኸፊቱ።
እቲ ዓውደ ምርኢት ካብ ሎሚ መዓልቲ 21 ክሳብ 23 ለካቲት 2014 ዓ.ም ንህዝቢ ክፍቲ ክኸውን ኢዩ።
ጀጋኑ…
ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ከባቢታት ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቄለምን ምዕራብ ወለጋን ከምኡውን ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ካልኦት ከባቢታት ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ።
ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት እቲ ክልል ሓረስቶትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን…
ፓርኪታት ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ንምዝማን ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ዘፈር ሕርሻን ኢንዱስትሪ ንመዝማን ከምኡ እውን ንምትእስሳር ብዙሓት ፃዕሪታት እናተገበሩ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ሰመሬታ ሰዋስው ከምዝገለፀኦ፥ ኢንዱስትሪታት መቀነባበሪ ሕርሻ ብዝበለፀ ውፅኢታዊ…