Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 31 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት፣ ዝተመጣጠነ ምግቢን ናውቲታት ሕክምናን ደገፍ ተገይሩ።
ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ሰሃረላ ኣብዱላሂ ዝምራሕ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን…
ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ማሪና ሴሬኒ ንሰለስተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።
እተን ምክትል ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፥ ምስ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…
መበል 126 በዓል ዓድዋ ብመልክዕ ካርኒቫል ክኽበር ኢዩ- ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓድዋ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ብመልክዕ ካርኒቫል ኣብ ዋና ጎደናታት ክኽበር ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ማሕበር ሃርበኛታት ጀጋኑ ጥንታዊ ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ገሊፆም።
ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን÷ እቲ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሓገዝ ሕክምና ዝርከቡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ጎብኒየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሓገዝ ሕክምና ዝርከቡ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ጎብኒየን።
ከንቲባ ኣዳነች “ኣቡነ መርቆሬዎስ ፈጣሪ ምሕረት ንከውርደሎም ካብ ልቢ እምነ” ክብላ…
ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኣብ ኮሚሽን ጉምሩኽ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣዋሽ ኣፍሊጡ።
መራሒ ጉጅለ ምክልኃል ኮንትሮባንድ እቲ ቤት ፅሕፈት ኢንስፔክተር ኣለሙ ይመር ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ…
እዋን ፆም ፅንፈኝነትን ስንፍናን ዝሰዓሩሉ፤ ፍቕሪን ምትሕስሳብን ዝጥንክሩሉ ንኽኸውን ትምኒተተይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”እዋን ፆም ፅንፈኝነትን ስንፍናን ዝሰዓሩሉ፤ ፍቕሪን ምትሕስሳብን ዝጥንክሩሉ ንኽኸውን ትምኒተተይ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ምእታው ዓቢዪ ፆም ምኽንያት ብምግባር ንህዝበ ክርስቲያን መልእኽቲ…
ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ኣየርን ቴክኒሻናትን ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ አየር ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ኣየርን ቴክኒሻናትን የመርቕ ኣሎ።
ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ፥ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዘሰናድኦ ስነ-ስርዓት ሽልማትን ምልባስ መዓርግን…
ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼቡኡ ዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼቡኡ ምዝዛሙ ኣፍሊጡ።
እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብ ኣኼቡኡ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ወሰንቲ ሃገራዊ ዛዕባታትን ስራሕቲ ፓርቲን ተዛቲዩ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝሳለጡ ተግባራት ኣንፈት ከምዘቕመጠ ካብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…
ግብረ ራዕዲ ሸኔ ንምጥፋእ ህዝባዊ ሓድነት ወሳኒ መሳርሒ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናይ ሰባት እናዘረፈ፣ እናሳቐየን እናቐተለን ዝርከብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ንምጥፋእ ህዝባዊ ሓድነት ወሳኒ መሳርሒ ከምዝኾነ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ ገሊፁ።
ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣየተ ታዬ ጉዲሳ ከምዝገለፁዎ፥ ግብረ…
ሆስፒታል ሚሊኒየም ህክምና ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ ተምሃሩኡ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆስፒታል ሚሊኒየም ህክምና ኮሌጅ ቅዱስ ጳውሎስ ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 475 ተምሃሩኡ ኣመሪቑ።
ካብ ሞንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 140 ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኢየን፡፡
እቲ ሆስፒታል ዝተመስረተሉ መበል 75 ዓመት ክብረ በዓል…