Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዞባ ቦረና ዞን ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋርም ኣፍሪካን ኤስ ኦ ኤስ ሳህልን ዝተብሃሉ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ኣብ ኣርባዕተ ወረዳታት ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ መኖ እንስሳት ገይሮም። መካየዲ ስራሕ ኮሙዩኒኬሽን ፋርም ኣፍሪካ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ፅባሕ ክህቡ ኢዮም። ጣቢያና ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ኣባላት ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተልዓሉ…

ኮምቦልቻ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነፃ ኣብ ምውፃእ ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምቦልቻ ካብ ገብረ ራዕዲ ህወሓት ነፃ ኣብ ምውፃእ ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦን ምስጋናን ተዋሂቡ። ማሕበረሰብን ምምሕዳን እታ ከተማ ኣብ ዘዳለውዎ ስነስርዓት ኮምቦልቻ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነፃ ኣብ ምውፃእ ዕዙዝ ተራ ንዝነበሮም ኣባላትን…

ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ እንመን ኢዮም?

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሕብረተሰብ ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዝኾኑ ሕፁያት ንኽጠቁም ብግባር ልዕሊ 600 ሕፁያት ኮሚሽነራት ከምዝተጠቖሙ ዕላዊ ምግባሩ ይፍለጥ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ እቲ ባይቶ ንኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ሕፁያት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ ሽመት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ፍሉይ ኣኼባ ሽመት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ዝርዝር ሽም እቶም ሕፁያት ኮሚሽነራት ንርእይቶ ህዝቢ ዓሊሙ ዕላዊ ምግባሩ ይዝከር። እቲ ዝተረኸበ እታዎት ድሕሪ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም አመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ ኣመልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም አመሓላሊፈን። ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእክቲ፥ ‘‘ብራኢ እቶም ንጉስ ተጀመረ፣ ድፍረት ተኸተለ፣…

ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪን መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪን ምጅማር ፍልፍል ሓይሊ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ…

ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዘቕርቦ ሓይሊ ብዲፕሎማሲን ዝተፈላለዩ ዓውዲታትን ኩለመዳይ ረብሓ ዝህብ ኢዩ – ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሳሊኒ

ኣዲ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዘቕርቦ ሓይሊ ብዲፕሎማሲን ዝተፈላለዩ ዓውዲታትን ኩለመዳይ ረብሓ ዝህብ ከምዝኾ መስራቲ፣ በዓል ዋናን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ኩባኒያ ሳሊኒ ፔድሮ ሳሊኒ ገሊፆም። እቶም መካየዲ ስራሕ ኣብ መርሃ ግብሪ መብሰሪ ምጅማር ፍልፍል ሓይሊ…

ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ መጥቀሚ ፖለቲካ ወፂኡ ናብ ሓይሊን መጥቀሚ ህዝቢን ንኽወርድ ዝገበረ ኣመራርሓ ፈጢሩ ኢዩ – ዶክተር ኣብርሃም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ መጥቀሚ ፖለቲካ ወፂኡ ናብ ሓይሊን መጥቀሚ ህዝቢን ንኽወርድ ዝገበረ ኣመራርሓ ከምዝፈጠረ ሚኒስትር ምክልኻልን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ግድብን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣብ…

ሎሚ መዓልቲ ንኢትዮጵያ መእተዊ ብርሃን ኢዩ’ሞ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሎሚ መዓልቲ ንኢትዮጵያ መእተዊ ብርሃን ኢዩ’ሞ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ በለና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ካብ ኣፍሪካ ዝዓበየ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ስርሑ…