Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሩሲያን ቱርኪን ካብ ዩክሬን እኽሊ ናብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምብፃሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስትራት ምክልኻል ሩሲያን ቱርኪን ካብ ዩክሬን እኽሊ ናብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ምብፃሕ ኣብ ዝከኣለሉን ኣብ እዋናዊን ኩነታት ኣድሂቦም ዘቲዮም። ካብ ወርሒ ለካቲት ጀሚሩ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ካብተን…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንኩለን ተፋሰስ ሃገራት ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ኢላ ከምትኣምን ታንዛኒያ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ታንዛኒያ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንኩለን ተፋሰስ ሃገራት ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ኢላ ከምትኣምን ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳሚያ ሱሉሁ ተዛሪበን፡፡ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ሽብሩ ማሞ ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ኣቕሪቦም፡፡…

ኣሜሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ብቐፃልነት ዝቐርበሉ ዘሎ ኩነታት ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ብቐፃልነት ዝቐርበሉ ዘሎ ኩነታት ንኢዳ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብሓፈሻ ኣብ ክልልት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ደገፍ ንዝደሊዩ ዝቐርበሉ ዘሎ መገዲ ከምእትንእድ ኢዩ ኣፍሊጡ። ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር ምምሕያሽ ታሪፍ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር ምምሕያሽ ታሪፍ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ዕላዊ ምግባሩ ገሊፁ። እቲ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ ዘሎ ዓለም ለኸ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ መሰረት ብምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ። በዚ ድማ ኣብታ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል በጀት ዓመት 9 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ዕብየት ንምምዝጋብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል በጀት ዓመት 6 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ዕብየት ንምምዝጋብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ…

መንግስቲ ነቲ ዘጋጠመ ናህሪ ዋጋ ንምፍታሕ  ሓፂር፣ ማእኸላይን ነዊሕን ኣንፈታት ስጉምቲ  ንምውሳድ ዓሊሙ ይሰርሕ ኣሎ-ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ተዛቲዩ። ካብ 2011…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ይርእይ ኣሎ።…

ንሃገር ቦቀል ፍሪያት ኣፍልጦ ክንህብን ክነተባብዕን ይግባእ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገር ቦቀል ፍሪያት ብዘረባ ጥራሕ ዘይኮነስ ፍሪያቶም ብምዕዳግ ኣፍልጦ ክንህብን ክነተባብዕን ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። መበል 12 ኤግዚብሽን ሰሙን ቴክኒክን ሙያን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ እተን ከንቲኣ…

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 195 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 195 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። እቲ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ብብርኪ ሃገር ተበፃሒ ንምግባር ንዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ዝውዕል ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ ብሰንኪ ጉንፂ ጉድኣት…

ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ድሬዳዋ ምስ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኣካላት ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ድሬዳዋ ምስ ዝርከቡ ኣቦታት ሃይማት፣ ዓበይቲ ዓዲን ኣባ ገዳታትን ተዛቲዩ። እቲ ዘተ እቲ ኮሚሽን ኣናካየዶ ዝርከብ ተግባር ብምምዝጋብ ኣብ ቀፃሊ ሓቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምርድዳእ ንምፍጣር ምዃኑ…