Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝሓለፉ ሕዲት ዓመታት ርኡይ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርኡይ ውፅኢት ምምዝጋቦም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣብ ሓድሽ ዓለም ለኸ ማእከል ኮንቬንሸን…
ኣብ 18 ገፀር ከተማታት ዝርከባ 50 ሺሕ ኣባይቲ ኣናእሽቱ ሓይሊ ሶላር ተረባሕቲ ኮይነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋረሕ እዚ ባጀት ዓመት ኣብ 18 ገፀር ከተማታት ዝርከባ 50 ሺሕ ኣባይቲ ኣናእሽቱ ሓይሊ ሶላር ተረባሕቲ ከምዝኾና ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ ልምዓትን ሽግግርን ቴክኖሎጂ ኢነርጂ ገፀር ብርሃኑ…
ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ሎሚ ንጎሆ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
እቲ ሓደጋ ካብ ሃዋሳ ናብ ወላይታ ሶዶ እትጓዓዝ ዝነበረት ዶልፊን ተሽከርካሪት ብተፃራሪ ኣንፈት ምስ እትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ፅዕነት መኪና ብምልታማ…
ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ‘ኢቴኤክስ 2025’ ካብ ሎሚ መዓልቲ 8 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።
ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብሓባር…
ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣገልግሎት ጥዕና ጠሚቱ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝተውሃበ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንማኽበረሰብና ጥሬቱ ዝሓለወን ፍትሓዊን ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ፖሊሲ ጥዕናን ስትራቴጂን ብምሕንፃፅ በዓል ዋናነት ሕብረተሰብ ብዘረጋገፀ መልክዑ ስራሐቲ ብትኹረት እናወገነ ከምዝኾነ ናይ ኣደባባይ ሓቂ ኢዩ።
ምኸንያቱ ድማ…
ተካእቲ ፍሪያታት ብምፍራይ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ተካእቲ ፍሪያታት ብምፍራይ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋረሕ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት ዘገናዘበ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ናብ…
ሚዲያታት ቅልጡፍን ነዚ እዋን ዝምጥንን ሓበሬታ ንማሕበረሰብ ከብፅሓ ይግባእ-ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስኑዕ ሓበሬታን ናይ ፀልኣት ዘረባታትን ሓበራዊ ያታታት ንምህናፅ ፈተና ንከይኾኑ ሚዲያታት ቅልጡፍን ነዚ እዋን ዝምጥንን ሓበሬታ ንማሕበረሰብ ከብፅሓ ይግባእ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም።
ስኑዕ ሓበሬታን ናይ ፀልኣት ዘረባታትን ሓድነት ህዝብታትን ሓበራዊ…
ብመስኖ ሓጋይ ልዕሊ 66 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመስኖ ሓጋይ ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብኣዝርእቲ ብምሽፋን ልዕሊ 66 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ከምዝተኣከበ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ዓውዲ…
ኢትዮጵያ ንዓቃቢ ሰላም ሕቡራት መንግስታት ተወሳኺ ደገፍ ንምግባር ቃል ኣቲያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንዓቃቢ ሰላም ሕቡራት መንግስታት ተወሳኺ ወተሃደራዊን ሓይሊ ፖሊስን ብምውፋር ደገፍ ከምእትገበር ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣረጋጊፀን።
በተን ሚኒስትር ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጀርመን በርሊን ንክልተ መዓልታት ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብዚ ባጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብዙሓት ውፅኢታት ተመዘገብ ኣላ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ባጀት ዓመት ኣብ ዓውዲታት ግብርና፣ ማኑፋክቸሪንግን ኮንፍረንስ ቱሪዝምን ካልኦተን ብዙሓት ውፅኢታት ተመዘገብ ከምዘላ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ፥…