Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባንኪ ዓለም ንክልል ሶማሌ ዝኸውን 64 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ምላሽ ንመሃብ ዝውዕል 64 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምዝገበረ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ ሙሓመድ ገሊፆም።
ካብ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘመላኽቶ፥…
ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ዝተሳተፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተረባሕነት ኣፍሪካ ዘጠናኽሩ ተግባራት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ዝተሳተፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተረባሕነት ኣፍሪካ ዘጠናኽሩ ዕዉታት ተግባራት ኣሳሊጦም።
ሓበራዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ቤልጂም ብራስለስ እናተኻየደ እንትኸውን፥…
ኢትዮጵያ እናሳለጠቶ ትርከብ ሓምለዋይ ልምዓት ንምድጋፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓትን ኢንስቲትዩት ሪሶርስ ዓለምን ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ኢኮኖሚ ሓምለዋይ ልምዓት እናገበረቶ ትርከብ ንምድጋፍ ዘኽእል መረዳድኢ ስምምዕነት ፈሪሞም።
እቲ ስምምዕነት፥ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ…
ብዋና ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ኤርትራን ደቡብ ሱዳን ኦስማን ዲዮን ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ኤርትራን ደቡብ ሱዳን ኦስማን ዲዮን ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ኣቲዩ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ጅግጅጋ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል እንትበፅሕ፥ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዞባ ባሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 78 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 78 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
እቲ ኮሚሽን እታወታት ሕክምናን ኣፋውስን ናብ ትግራይ ምብፅሑ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሓኒትና እታወታት ሕክምናን ናብ ትግራይ ከምዝበፅሐን 107 ሜትሪክ ቶን ተወሰኽቲ ኣፋውስ ንምብፃሕ ምድላው ተዛዚሙ በረራ ካርጎ እናተፀበየ ከምዝኾነን ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ፍቓድ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ሰባት ንምድጋፍ ናብ ባሌ ሮቤ ኣምሪሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ሰባት ንምድጋፍ ናብ ባሌ ሮቤ ኣምሪሐን።
ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዞን በምኽኒያት ድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት እቲ ምምሕዳር ዝገብሮ ደገፍ ዕላዊ ክገብራ…
መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ምስላጥ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ጉባኤ ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ሎሚ ኣብ ብራስለስ ቤልጂም ምስላጥ ጀሚሩ።
እቲ ጉባኤ ሎሚን ፅባሕን ዝካየድ እንትኸውን፥ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓን ኣፍሪካን ተሳተፍቲ ኮይኖም።
ኣብቲ ጉባኤ እቶም መራሕቲ ልዑል…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ክሪስታሊና ጆርጂየቫ ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፈንድ ገንዘብ ዘለዋ ምትሕብባር ብዛዕባ ምጥንኻር ተላዚቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ኩባንያታት ብራዚል ኣብ ዓውዲ ልምዓት ኢንጂነሪንግ ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ብራዚል ኣብ ዓውዲ ልምዓት ኢንጂነሪንግ ኢትዮጵያ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን።
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴርን ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ሉዊዝ…