Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ጅማ ብዘተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣጋጢሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጅማ ትኛሊ ብዘተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣጋጢሙ
እቲ ባርዕ ኣብቀበሌ በቾ ቦሬ ሰዓት 2:20 ምሸት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ኣብ መንበሪ ኣባይቲን ግቢን ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ተሽከርካሪን ባጃጃትን ጉድኣት ኣጋጢሙ።…
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ካልኣይ ዙር ዝኣከቦም ልዕሊ 10 ሽሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ካልኣይ ዙር ዝኣከቦም ልዕሊ 10 ሽሕ መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣረኪቡ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ርክክብ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ አድማሱ ዳምጠው፣ ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣይተ…
ኮምሽን ጉምሩክ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ንህንፀት ኣባይቲ ዝውዕል ድጋፍ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ንህንፀት ኣባይቲ ዝውዕል ድጋፍ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ።
ኮሚሽነር ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ ሎሚ መዓልቲ ነቲ ደገፍ ንከንቲባ ምምሕዳር…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ትግራይ ዝበፅሕ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቅልጣፍ ዝግበር ፃዕሪ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ትግራይ ዝበፅሕ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቅልጣፍ ዝግበር ፃዕሪ ኣብ ክልል ዓፋር ኬላ ሰርዶ ብምርካብ ተዓዚቦም።
ኣብቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን …
ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብ105 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 510 ሞተር ሳይክላት ንክልላት ኣከፋፊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ብ105 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 510 ሞተር ሳይክላት ንክልላት ኣከፋፊሉ።
ኣብ ቤት ዕዮ ቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ርኽክብ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ዓውዲ መስተ ማይን ሳኒቴሽን ኣምባሳደር ኣስፋው ዲንጋሞ መፍትሕ…
ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ዓውዲ ኣቬሽን ዝነበረን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን- ወ/ሮ ዳግማዊት
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዓብዲ ማሕሙድ ኢያቤን ዘትየን።
ኢትዮጵያን ጅቡትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነት ከምዘለወን ወይዘሮ ዳግማዊት ኣዘኻኺረን።…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ክልል ዓፋር ሰመራ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኰንን ናብ ክልል ዓፋር ሰመራ ኣትዮም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ ሰመራ መዕርፎ ነፈርቲ ሱልጣን ዓሊሚራህ ሃንፈሬ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ካልኦት ላዕለዎት…
ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ እናተጓዛ ምዃነን ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ናብ ትግራይ እናተጓዛ ምዃነን ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሌይ ገሊፆም።
እቶም ዳይሬክተር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ዝግበር ሰብኣዊ…
ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ዓረብ ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ድሌት ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ኣምባሳደራት ሃገራት ዓረብን ኣምባሳደር ሊግ ዓረብን ብዝሓተቱዎ መሰረት ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ኣዘራሪበን።
ዲን እቶም ኣምባሳደራት ኣብቲ እዋን ዘተ፥ እቲ ጉጅለ ብዝውክሉዎም ሃገራት ኣብ ሞንጎ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሑ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ተኸታታሊ ፈተነ እናገበረ ምፅንሑ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሑ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ተኸታታሊ ፈተነ እናገበረ ምፅንሑ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ከምዘርገለፁዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕጡቓት ብምውፋርን ካብ…