Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ 62 ሚኢታዊ ዝኸውን ህዝቢ ሓገዝ ምግቢ ተንከፍ የድሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ፀገም ፀፅታ ብዘስዐቦ ፅዕንቶ 62 ሚኢታዊ ዝኸውን ህዝቢ ሓገዝ ምግቢ ተንከፍ ከምዘድልዮ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ዜጋታት ምስ…

ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ሰራዊት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ምድሪ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ሰራዊት ኣፍልጦ ተዋሂቡዎም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሚኒስቴር ምክልኻል ጀነራል ባጫ ደበሌ ሓዊሱ ላዕለዎት…

ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ዝንቀሳቐሱ ሓይሊታት ፀፅታ ንምምካት ብሓባር ከምዝሰርሓ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ዝንቀሳቐሱ ሓይሊታት ፀፅታ ንምምካት ብሓባር ከምዝሰርሓ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዓውዲ ፀፅታ ክልቲአን ሃገራት ገሊፆም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ኢንስፔክተር ብሔራዊ…

ምኽባር ናብራ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽባር ናብራ ንምፍታሕ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ መወዳእታ እቲ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ዝተጀመሩ ኣፍረይቲን ዓደግቲን ብቐጥታ ናይ ምርኻብ ተግባር ኣብ ኩለን ክልላት ንኽቕፅል…

ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ሓላፊ ግሎባል ኢንስቲትዩት ግሪን ግሮውዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ዳይሬክተር ግሎባል ኢንስቲትዩት ግሪን ግሮውዝ ኣውሮፓን ኣፍሪካ ተዛቲየን። ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ይኹን ኣፍሪካ ልምዓት ሓምለዋይ ኢኮነሚ በዝምልከት ብቀዳምነት ክትሰርሐሉ ምፅንሓ ኣብቲ መድረኽ ዘተ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቶኪዮ – ናራታ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቶኪዮ - ናራታ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር ኢዩ። እቲ መገዲ ኣየር ባህጊ ዓማዊሉ መሰረት ብምግባር እቲ በረራ ከምዝጅምሮ ኢዩ ገሊፁ። ቶክዮ ሓዊሱ ኣብ ኤሲያ 18 መብፅሒ በረራታት ከምዘለውዎ ይፍለጥ። ንኢትዮጵያ፦…

ድሕንነት ሃገር ንምሕላው ዘኽእል ዘበናዊ ሓይሊ ባህሪ ምህናፅ የድሊ – ኮሞዶር ዋላፃ ዋቻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ሃገር ንምሕላው ዘኽእልን ካብ ውሽጢን ወፃኢን ዝመፅኡ ፀገማት ዝምክት ዘበናዊ ሓይሊ ባህሪ ምህናፅ፣ ምውዳብን ምስልጣንን ከምዘድሊ ተወካሊ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኮሞዶር ዋላፃ ዋቻ ገሊፆም። እቶም ኮሞዶር ኣብ ባህርዳር ተረኺቦም…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ቀዋሚ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ቀዋሚ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኣብ ኣደባባይ መስቀልን ባህረ ጥምቀት ጃንሜዳን ዝቐረቡ ሕቶታት ሓበራዊ ምይይጥ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ። እቲ ዘተ ብፍፁም…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 18 ሺሕ ጥይትን ሽጉጥን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረን ካብ ሳንጃ ናብ ጎንደር ክኣቱ ዝነበረን ልዕሊ 18 ሺሕ ጥይትን ሽጉጥን ከምዝሓዘ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ማእኸል ጎንደር ኣፍሊጡ። ሓላፊ ሚዲያን ኮሙዩኒኬሽንን እቲ መምርሒ ኮማንደር ውብነህ አስናቀ ንፋና…

ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። “ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ክዳንን ጫማን ምቕራብ ብምኽኣልና ኩረዓት ይስመዐና” ክብሉ እውን ሚኒስትር ኢቲ ሚኒስቴር…